Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2017 እቲ ፓርቲ ንምግምጋም ናብ ኣሶሳ ኣቲዮም።
እቶም ኣመራርሓ ኣብ ኣሶሳ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ እንትበፅሑ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…
ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር የላን – ሚኒስቴር ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ባህርዳር ዝተሓምሸሸት ኮነ ፀገም ዘጋጠማ ሄሊኮፕተር ከምዘየላ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ካብ ሞንጎ ዘለዉዎ "ቤዛት" ሓደ ዝኾነ ምድብ ኣብ ባህርዳር ዝርከብ…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ማይ መገልታ ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብልዕሊ 50 ሚልዮን ብር ዝተሃነፅ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ማይ መገልታ ተመሪቁ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ…
ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ዓቕሚ ውሕስና ምግቢ ናይ ምርግጋፅ ትልሚና እነዕውተሉ መገዲ ልምዓት ስርናይ ሓደ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ነበር ፕሬዚዳንት ኣሕመድ ሞሓመድ ሞሓመድ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ፈታዊ ኢትዮጵያ ከምዝነበሩ…
ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዜጋታት ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ፡፡
ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ብምሕጋዝ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድ ድሕንነት ተሳታተፍቲ እቲ ውድድር ተሓሊዩ ብሰላም ንኽዛዘነ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንክልል ትግራይ ዘግለለ ክኸውን ኣይኽአልን-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ ዝበሃል ኹሉ ኢትዮጵያዊ እንትሳተፍ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ካብ ኣርባዕቲአን ዩንቨርስታት ትግራይ ምስ ዝመፅኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ላዕለዎት…
በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ናይ ምፍላጥ ስራሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ከተማ ኣክሱምን ከባቢኡን ናይ ምፍላጥ ስራሕ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን እታ ከተማ ኣይተ ገብረመድህን ፍፁምብርሃን፥ 21 ሕዳር ዝኽበር ንግሰ በዓል ፅዮን ማሪያም…
ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ ከብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን መንግስታዊን ጠመተ ኣብ ዝገበሩ ዛዕባታት መግለፂ ሂቦም።
ኣብቲ…
ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሃገራዊ ፀብፃብ መሰረት ብምግባር ኣብ ትሮይካ ሰለስቲኣዊ ጉጅለ ዝቐረበ ፀብፃብ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ራብዓይ ኩለ መዳይ መድረኽ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረበቶ ሃገራዊ ፀብፃብ መሰረት ብምግባር ኣብ ትሮይካ ዝተዳለወ ሰለስቲኣዊ ጉጅለ ፀብፃብ ፀዲቑ።
ኢትዮጵያ ኣብ መበል ራብዓይ መድረኽ ኩለ መዳይ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት…