Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ህዝቢታት እቲ ተፋሰስ ዓብዪ ተስፋ ዝገብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 32 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሃገራት ተፋሰስ ኣብ ዩጋንዳ ካምፓላ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምትግባር ስምምዕነት ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ስዒቡ ዝመፅእ ምጥያሽ…
ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ምትሕብባር ነበርቲን ምውዳድ ኣብያተ ዕዮን ዝተረጋገፀሉ ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ለውጢ ኣዲስ ኣበባ ሃፍቲ ብምቑጣብ፣ ንግቡእ ሓበራዊ…
ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ኣብ ዘሎ ፍርስራስ ኣርባዕተ ሰባት ብህይወት ተረኺቦም።
ብሰንኪ እቲ ሓደጋ 195 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑን ካልኦት 200 ሰባት ድማ ኣበይ ከምዘለዉ ከምዘይፍለጥን ተገሊፁ።…
ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ትምህርቲ ናይዛ ሃገር ጭቡጥ ኩነታት መሰረት ዝገበረ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣፍሊጦም።
ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ ዓመታዊ ትልሚ ይዛተዩ ኣለዉ።
ኣብቲ መድረኽ…
ዘይጥዑይ ምንቅስቓስ ንግዲ ብገበን ከምዘሕትት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይጥዑይ ምንቅስቓሳት ንግዲ ብምምሕዳራዊን ገበንን ዘሕትቱ ግህሰታት ሕጊ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትናሊ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ፥ ለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት…
ንዞባ ጎፋ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ዝኸውን 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
ሚኒስትር ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥ ብሰንኪ እቲ ሓደጋ ብዝበፅሐ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ስኢኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12 ከባቢ ቡልቡላ ማርያም ማዞሪያ ትማሊ ምሸት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነን ካልኡት ክልተ ድማ ጉድኣት ከምዘጋጠሞምን ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ፥ ኣብ ሹቕ መለዋወጢ ኣቑሑ መካይን…
ክልል ኦሮሚያ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበቴ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ 50 ሚሊየን ብር ገይሩ።
እቲ ክልል በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን…
ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሉሲ(ድንቅነሽ) ዝተረኸበትሉ መበል 50 ዓመት ክብረ በዓል ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ልዕሊ 200 ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም።
ሓድጊ ሉሲ ዝተረኸበሉ መበል 50 ዓመት ናይ ኢትዮጵያ መድረ…
ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፁል ዘይኮነስ ብሙሉእነት ምርኣይ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ብዛዕባ ለውጢ ማይክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ…