Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ደቡብ ምዕራብ ሸዋ፣ ምብራቕ ወለጋ፣ ምብራቕ ሸዋ፣ ምዕራብ ጉጂ፣ ምብራቕ ቦረና፣ ቄለም ወለጋን ኣርሲን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻዶም።
ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።…
550 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)550 ሺሕ ኩንታል ተወሳኺ ዘበናዊ ዱኽዒ ዳፕ ዝፀዓነት መርከብ ትማሊ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐት ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ዘድሊ ዘበናዊ ዱኽዒ÷ እቲ 1 ሚሊየን 572 ሺሕን 500 ኩንታል…
ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ወለጋን ህዝባዊ ሰልፊታት ተኻይዶም።
ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ዝተጀመረ ፃዕሪ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ሓቲቶም።
ሰላም ንምርግጋፅ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ምእታዎም ብምንኣድ፤ ኣብ ጫካ…
መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዕጡቓት ሓይሊታት ንክቕበሉ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
“ሃይማኖት ንሰላም፣ ንሓድነትን ህንፀት ሃገርን ዘለዎም ግደ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሰላም ኣብ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣቦታት…
ብብርኪ ሃገር 971 ወረዳታት ብሃገራዊ ዘተ ተበፃሕቲ ከምዝኾና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር 971 ወረዳታት ብሃገራዊ ዘተ ተበፃሕቲ ከምዝኾና ብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን፥ ኣካል ከይዲ ምእካብ ኣጀንዳ ክልል ኦሮሚያ ዝኾነ መድረኽ ዘተ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ውልቀሰባት የካይድ ኣሎ።
ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ተጓሒፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምግብነት ክውዕል ተባሂሉ ዝውዛዕ ዝነበረ “ኣፍላቶክሲንን ዝተጠቕዐ 22 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተበላሸወ በርበረ ካብ ረብሓ ወፃእ ክኸውን ተገይሩ።
እቲ ብር 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ በርበረ ብመሰረት ሕብረተሰብ…
ኢትዮ ኢንጂነሪንግን ጁክሮቫን ስምምዕነት ቀረብ ማሽነሪታት ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕን ኩባኒያ ጁክሮቫ ቱርክን ስምምዕነት ቀረብ ማሽነሪታት ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎን ጀነራል ማናጀር ኩባኒያ ጁክሮቫ ቱርክ…
ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልላዊ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰላምና ድሕንነትን ንምሕላው "ናይ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ቆራፅነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ሓለፍቲ ምክልኻልን ፀፅታን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ርዋንዳ ኪጋሊ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ ኣብቲ…
ናይ ሕሶት መረዳእታ መንነት ዘሰናድእ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናዳለወ ንሰባት እናሃበ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ፡፡
እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ ናብቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት…
ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ዘበናዊነት እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ቢሾፍቱ ምስሊ፣ ዘበናዊነትን ናብራ ነበርቲን እታ ከተማ ዘመሓይሹ ኢዮም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሐበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሸውዓተ ቃላያት…