Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንግስቲ ጣሊያን ንኢትዮጵያ 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንመርሃ ግብሪ ልምዓት ከባቢን ሓምለዋይ ኢኮኖሚን ንምዕዋት ዝውዕል 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ።
እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ዝተፈራረሙ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጉስቲኖ ፓሌስንሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ…
መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ጋርዲያን ሽልድ ካብ ዕዳጋ ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ዝኾነን ፍልፍሉ ዘይተፈለጠን ጋርዲያን ሽልድ ዝተብሃለ ፍርያት መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ኣብ ዕዳጋ ከይውዕል ከምዝተኣገደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣካይደዮ ብዝበሎ ኢንስፔክሽን ዕዳጋ÷ በዓል 6 ነዃል…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተገበረ ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ ንምፅዳቕ ኣብ ዝተሰናደአ ኣዋጅ ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ።
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ውሳነ ስዒቡ ቀሪቡ ኣሎ፡-
24…
ዋጋ ወርቂ ብሄራዊ ባንኪ በቢመዓልቱ ብዘውፀኦ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተባዚሑ ከምዝኸውን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኾነ ይኹነ ኣቕራቢ ወርቂ ክፍሊት ዝፍፀም ዓለም ለኸ ዕለታዊ ዋጋ ወርቂ ብሄራዊ ባንኪ በቢመዓልቱ ብዘውፀኦ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተባዚሑ ከምዝኸውን እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ መዕደጊ ዋጋ ወርቂ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ ከምዝገለፆ÷ ብሄራዊ…
ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን።
ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትንን ትካላት ደሕንነት ወፃኢ ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብሓባር…
ኣብ ዝተወሰኑ ኣቕሑት ዝተነበረ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ ባንኪ ተሳዒሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብነዳዲ ዝሰርሓ ኣብ ታሪፍ መፅሐፍ ዓንቀፅ 87.03 ዝምደባ ሙሉ ብሙሉእ ተገጣጢመን ኣብ ዝቐረባ ኣውቶሞቢል ገዛን በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲን ዝተነበረ እገዳ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ዝተረፉ ኣቑሑት ዝተነበረ ውሳነ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ…
ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃ መግለፂ…
ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበጽሖም 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ በቲ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን…
ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ሃይላይ በየነ ገሊፆም።
ዓበይቲ ዓድን ዝተፈላለዩ…
ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ፋሲል ተጀሚሩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ፋሲል ሕድሳት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ከተማ ጎንደር ሕድሳት ቤተ…