Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መንግስቲ ምስ ዝናብ ክራማት ተዛሚዱ ንሓደጋታት ተቓላዒ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዝናብ ክራማት ተዛሚዱ ንሓደጋታት ተቓላዒ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ኣገልግግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ምስ ኣብ ክራማት ዘሎ ዝናብ ተዛሚዱ ኣብ ውሱናት ከባቢታት…

ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ዞባ ማእከላዊ ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣብቲ ወረዳ ትማሊ ዝዘነበ ዝናብ ብዘስዓቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ ካልኦት…

ኣሜሪካ ብመንግስቲ ንዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምትግባር ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝበለፀ ናፃን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ንኽኸውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብምትሕብባር ከምትድግፍ ኣረጋጊፃ፡፡ ዕዳጋ ዝመርሖ ኣካይዳ ሸርፊ ወፃኢ ከቢድ ይኁን እምበር ዝተዛበዐ ማክሮ…

ኣብ ክልል ሲዳማ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዞማ ማእከላዊ ሲዳማ ልዑል ዝናብ ብዘስዓቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣብቲ ዞባ ግሽሬ ጉዱ ሞና ሆሞ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ትማሊ ብዝዘነበ ዝናብ ምኽኒያት ብዘስዓቦ ጋህሲ መሬት ሀይወቶም ካብ መንጎ ዝሰኣኑ…

መመሓየሺ ምሕደራ ሰርዓት ሸርፊ ወፃኢ ንምዕዋት ዝተገበሩ ሰፋሕቲ ቅድመ ምድላዋት፡-

መመሓየሺ ምሕደራ ሰርዓት ሸርፊ ወፃኢ ንምዕዋት ዝተገበሩ ሰፋሕቲ ቅድመ ምድላዋት፡- ኣብ ህዝቢ ብፍላይ ትሑት ኣታዊ ኣብ ዘለዎም ዘዜጋታ ክበፅሕ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምቅላል መንግስቲ ካብ ወፃኢ ዝኣተው ሓደ ሓደ መሰረታዊ ሸቐጣት ዋጋ ብግዚያዊነት ንምድጓም ወሲኑ ኣሎ፡፡ ኣብዚ መዳይ፣ መንግስቲ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ እዛ ሃገር ከምዘመሓየሸ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ካብ ሎሚ መዓልቲ ኑጉሆ ጀሚሩ ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ከምዘመሓየሸ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስርዓት ምምሕያሽ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ሓፈሻዊ…

ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ

ሕዚ ዝበፅሐና ዜና ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ መግለፂ ፕሮግራም መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ፖለቲካዊ ለውጢ 2010 ዓ.ም ስዒቡ መንግስቲ ብዙሓት ተግባራት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣካይዱ ኢዩ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተዋህለሉ መሰረታዊ…

ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ

ሕዚ ዝበፅሐና ዜና ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ፡፡

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝተኣኻኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝተኣኻኸበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ፅሕፈት ሃይሉ ኣብርሃም÷ ኣብቲ…

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኣገልግሎት ርስቱ ይርዳ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ኣብቲ ቦታ…