Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርት ዝውሰደሉ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር በይኑና ኣፀገምቲ ኩነታት ተፃዊርካ ሃገርን ብትግሃት ንምልዋጥ ትምህርቲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ቃላይ በሰቃ ዝተሃነፀ መንደር በይኑና ሎሚ መዓልቲ መሪቖም…
ዝህነፅ ዘሎ ሓይሊ ምክልኻል ንምርግጋፅ ሉእላውነትን ብሄራዊ ረብሓታትን ኢትዮጵያ ዋሕስ ኢዩ-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝህነፅ ዘሎ ሓይሊ ምክልኻል ንምርግጋፅ ሉእላውነትን ብሄራዊ ረብሓታትን ኢትዮጵያ ዋሕስ ኢዩ ክብሉ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ መረዳእታን ኣገልግሎት ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ገሊፆም።
ኣምባሳደር ሬድዋን ንተምሃሮ፣ ኣመራርሓን መምህራንን…
ሰራዊት ምክልኻል ሉእላዊነትን ብሄራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ዘተኣማምን ብቕዓት ይርከብ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉእላዊነትን ብሄራዊ ረብሓን ኢትዮጵያ ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ዘተኣማምን ብቕዓት ከምዝርከብ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ቤት ትምህርቲ ወተሃደራዊ ኣካዳሚን መሰልጠኒ ሕፁያት…
ድኽነት ንምቕናስ ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅን ድኽነት ንምቕናስን ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
መበል 15 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዲስ…
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዘካየዶም ስራሕቲ ለውጢ ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2016 ዓ.ም ዘካየዶም ስራሕቲ ለውጢ ውፅኢታዊ ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ባጀት ዓመት 2016 ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ኣመራርሓ፣ ኣባላትን እቲ ልኡኽ ነክፍፀም ልዑል ኣበርክቶ ንዝነበሮም ኣካላትን መርሃ…
ኩሉ ዓይነት ፀገም ተፃዊሮም ኣብ ህንፀት ወለዶ ንዘለው መምህራን ልዑል ናእዳ ኣለኒ -ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ሎሚ ዓመት ንመበል 30 ግዜ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ትምህርቲ ከምህሮም ዝፀንሐ 2 ሺሕን 811 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ሎሚ መዓልቲ ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ዘሳለጦ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ እቲ ኣኼባ፥ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ካልኦት ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረትን ተረኺቦም።
ኣብቲ…
ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ።
እቶም ተመረቕቲ፥ 1 ሺሕን 950 ብቀደማይ ድግሪ 22 ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ(ዶክትሬት) ዝተምሃሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ካብ ድምር ተመረቕቲ ተምሃሮ…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር)፥ ጎጎድኒ ንጎድኒ እቲ ፎረም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ ሲትሳም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ልኡኽ መካኒዝም ክትትልን መረጋገፂን ምቁራፅ ተኹሲን ምድላዋት ስግግር ፀፅታን (ሲትሳም) ተዛቲዮም።
ኣባላት እቲ ልኡኽ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳንን እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራትን…