Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ  ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም። በቲ ሓደጋ ጉድኣት…

ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ይገልፅ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ኣብ ምክልኻል ሃገር ብቑዕ ኣመራርሓ ንምፍጣር ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብቑዕ ኣመራርሓ ንምፍጣር ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ኣብ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ብዘጋጠመ ምጥፋእ ህይወት ሰባት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም…

ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ብመሰረት እዚ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሲዳማ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ማእኸላዊ ኢትዮጵያን ኣብ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዞባ ጎፋ ብምሓደጋ ጋህሲ መሬት ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ምሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ብዝበፅሐ ጉድኣት ምጥፋእ ህይወት ሰባት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ኣብ…

ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስታት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብን ንላዕለዎት ኣመራርሓ ዝወሃብ ስልጠና መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ተኻይዱ። ምፍላጥ እቲ መርሃ ግብሪ ዝተኻደ÷ ጎድና ጎድኒ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኢትዮጵያዊያን ኮደርስ'' ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሐአን ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ክድግፋ ኣለወን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሐአን ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ክድግፋ ኣለወን ክብሉ ዴይሊ ሳባህ ዜና ቱርኪ ገሊፁ። እቲ ፍልፍል ዜና ኣብ ዝሓቦ ሓበሬታ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፀቕጢ ክሌማዊ ለውጢ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕን ትልሚ ቀፃሊ ዓመትን ክልል ኦሮሚያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ ቀፃሊ ዓመት 2017 ዓ.ምን ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልል ፍቃዱ ተሰማን ሓዊሱ ላዕለዎት…