Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ 17 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ባጀት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ህዝብታት ኢትዮጵያ 17 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ባጀት ኣፅዲቑ።
እቲ ዝቐረበ ባጀት ካብ ምትእኽካብ እቶት እቲ ክልል፣ መንግስቲ ፌዴራል ድጎማን ካልኦት ፍልፍላት እቶት ዝርከብ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ…
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ጋህሲ መሬት ብዘጋጠመ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰባት ብዘጋጠመ ጉድኣት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፁ።
እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን፥ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ተጎዳእቲ ስድራን ኣዝማድን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ።…
ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተመዛበሉ ንምድጋፍ ዘኽእል ስራሕ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተመዛበሉ ወገናት ንምድጋፍ ዘኽእል ኮሚቴ ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን እቲ ዞባ ገሊፁ።
ጉድኣት ዘጋጠሞምን በህይወት ዝተረፉን 10ሰባት ኣብ ሓፈሻዊ…
ምስ ኢትዮጵያ ዘለኒ ምትሕብባር ልምዓት ክቕፅል ኢዩ – ኣየርላንድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየር ላንድ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ልምዓት ንምጥንኻር ኢሉ እውን ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንተን ክብ ንምባል ከምእትሰርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሚሼል ማርቲን ኣረጋጊፆም።
ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ…
ኢትዮጵያ ብሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቀፃሊ ብዘልምዑ ሓሰብቲ መናእሰይ ዜጋታታ ተስፋ ኣለዋ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ መርሃግብሪ ''ሓሙሽተ ሚሊዮን ኮደርስ'' ሎሚ መዓልቲ ኣጀሚሮም፡፡
ምጅማር እቲ መርሃ-ግብሪ…
ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 146 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ቁፅሪ ዝሞቱ ሰባት ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 146 ከምዝበፅሐ ኣካቢ ኣብ ሓደጋ እዋን መሊስካ እግሪ ምትካል ኮሚቴ ኣይተ ሃብታሙ ፌተና ገሊፆም።
እቶም ኣካቢ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ክሳብ…
ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ፓርቲን 2016 ዓ.ምን ትልሚ 2017 ዓ.ምን ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ።
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሮዛ ዑመር፥ ኣብ 2016 ዓ.ም ንምፍፃም ካብ ዝተተለሙ ስራሕቲ ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳርን ሰላምን ዝተባባዕ…
ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ተፈናቒሎም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ከይዲ ዕዉት ከምዝነበረ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ተፈናቒሎም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ከይዲ ዕዉት ከምዝነበረ ምክትል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብ ሜጀር ጀነራል መለሰ በለጠ ተዛሪቦም።
ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ መሰረት ብምግባር እቶም…
ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምንቅስቓስ "መቻል ንኢትዮጵያ" ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ፡፡
እቲ ምንቅስቓስ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 99 ሚኢታዊ ምዕዋት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ።
ኣካቢ ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ሰይፈ ጌታሁን (ዶ/ር)÷ ምንቅስቓስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሎሚ መዓልቲ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓለለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ብምርኻብ ኣብ ሃገራዊ…