Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ርክበን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምዕባይ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብትኹረት ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣዘርባጃን…
ልዕሊ 721 ሺሕ ፓስፖርት ተሓቲሙ ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ገቢ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ 10 ቢሊየን ብር…
ልዕ 206 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ልዕሊ 206 ሺሕ ሜትክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወደብ ጅቡቲ ተጓዓዒዙ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣተወ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጰያ ኣፍሊጡ።
ክሳብ ሎሚ መዓልቲ 7 ጥሪ 2017 ዓ.ም ዘሎ ከይዲ ስራሕ ምጉዕዓዝ…
ከይዲ ስራሕቲ ሕድሳት ፋሲለደስን ልምዓት ኮሪደርን ኣዚዩ ዝበረታታዕ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ፋሲለደስን ልምዓት ኮሪደር ዕቤቶም ኣዚዩ ዝበረታታዕ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር እናተኻየዱ ዝርከቡ ስራሕቲ…
ኣብ ፈንታሌ ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ዝርከብ ምንቅጥቃጥ መሬት ንነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዘውደቐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ብዝርከብ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ከባ ጎቦ ፋንታሌ ዝርከቡ ነበርቲ ኣብ ስግኣት ከምዘውደቐ ተሓቢሩ፡፡
ኮሙኒኬሽን ወረዳ ፈንታሌ ከምዝበሎ እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ ጉድኣት…
ኣብ ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ኩለመዳይ ስርዓተ ምግቢ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ኩለመዳይ ስርዓተ ምግቢ ንምፍጣር ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ስርዓተ-ምግቢ ኢትዮጵያ ክሌማዊ ለውጢ ከስዕቦ ዝኽእል ፅዕንቶ ምላሽ ኣብ ምሃብ ትኹረዝ ዝገበረ መድረኽ…
ዘተኣማምን ቀረብ ነዳዲን ሸቐጣሸቐጥን ንኽህሉ መንግስቲ ልዑል ድጎማ ገይሩ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነዳዲ ሓዊሱ ስትራቴጂክ ዝበሃሉ ሸቐጣሸቐጣት ዘተኣማምን ቀረብ ንኽህልዎም መንግስቲ ልዑል ድጎማ ከምዝገበረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም።
አይተ ኣሕመድ ሽዴ ከምዝበሉዎ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ልዕሊ 267 ቢሊየን ብር ንነዳዲ ድጎማ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ ልዕሊ 28 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ተወሪሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 28 ሺሕነ 608 ሊትሮ ቤንዚንን ናፍጣን ከምዝወረደ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ፤ ናብታ ከተማ እናቐረበ ኣብ ዝርከብ ቀረብ ነዳዲ፣ ዝርገሐን ከየዲ…
ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ዘለዋ ምሕዝነት ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ዘለዋ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ብዳይሬክተር ሓለዋ ሲቪልን ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ሕብረት ኣውሮፓ ጄኔራል…
መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ስራሕቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ይምረቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስትያን ስራሕቲ ሕድሳት ተዛዚሙ ይምረቕ ኣሎ፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት…