Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ምክያድ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ነክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከካይድ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣፈ ጉባኤ ሰዓዳ ኣብዱራህማን፥ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ብምግባር ውሳነታት ክመሓላለፉ ኢዮም ኢለን።
ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ካብቲ ዝተረኸበ ሓፈሻዊ ኣታዊ እቲ ልዕሊ 282 ሚሊየን ብር መኽሰብ ከምዝኾነ ኣብሪሁ።
እቲ ኣታዊ፥ ንኢንቨስተራት ካብ ዝቐርቡ…
ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻር ኣብ ዝተገበረ ስራሕ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ፓርቲ ብልፅግና ትካላዊ ዓቕሚ ንምጥንኻር ኣብ ዝተገበረ ስራሕ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ ክብሉ ምክትል ብሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ከተማ ጎንደር ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ከተማ ጎንደር ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም።
እቶም ሚኒስትር፥ ዘስርሑ ፕሮጀክትታት ተሳትፎ ህዝቢ ስለ ዝደሊዩ…
ወሰን ተሳገርቲ ወለንታዊያን ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ወሰን ተሳገርቲ ወለንታዊያን ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ፈልስታት ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።
እቲ ተኸላ ፈልሲ ኣብ መላእ ሃገር ናይ ዝሳለጥ ተኸላ ፈልሲ ወለንታዊያን ወሰን ተሳገርቲ ሓደ ኣካል ኢዩ…
ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ብልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 175 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ብልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 175 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም።
እቶም ፕሮጀክትታት ብሓላፊ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ፍቃዱ ተሰማን ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳን ኢዮም ተመሪቖም።…
ምክትል ኢታማዦር ሹም ሞሮኮ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኮማንዶ ኣየር ወለድ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ሞሮኮ ሜጀር ጀኔራል ኣዚዝ እድሪስ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኮማንዶ ኣየር ወለድ ዑደት ኣካይዱ።
ኣብቲ ማእኸል ኣዛዚ እቲ ቤት ትምህርቲ ኣመራርሓ ሌተናል ኮሎኔል ሰማኸኝ ሃይሉ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ቤት ትምህርቲ…
ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ንምውሳድ ካብ ዝተመዝገቡ ተምሃሮ 97 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ከምዝተፈተኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ንምውሳድ ካብ ዝተመዝገቡ 701 ሺሕን 749 ተምሃሮ 97 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ከምዝተፈተኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
ዝተረፉ ድማ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ትምህርቶም ደንጒዮም ብምጅማሮም ነቲ ፈተና…
ምዕባለ ግሪን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ግሪን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ከብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ፓርክ ኣይሲሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም…
ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምድጋፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምድጋፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፃ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክልኻል ሃገርን ሚሸል ማርቲን ኣብ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
ኣብቲ ዑደት፥…