Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ብዕሊ ኣጀሚሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀኔራል ሹማ ኣብደታ፣ ተወከልቲ ብሄራዊ ተተካኢ…
ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ፥ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፣ ጅግጅጋ፣ ጅማን ጋምቤላን ዝተመደቡለን ተፈትተንቲ ምቕባል ምጅማረን ኣፍሊጠን።
ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፥ ኣብ ቀዳማይ…
ንኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ-ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ውቅብቲ ብምግባር ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ዓሊሞም ዘስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ምቕፃሎም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካብ…
ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ተዛዚሙ- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ከምዝተዛዘመ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ እቲ ከባቢ ሓምለዋይ ናይ ምግባር ፃዕሪ ብግልፂ ከምዝረአ…
ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልቂጤ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ሰዓት 9:00 ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ሰሙን እቲ ሊግ÷ ኣዳነ በላይነህ ብዘመዝገባ…
ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ካብ ዝመፅ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ ንምክያድ ምድላው ይዛዘም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተዛዘመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ኮሚቴ ስትሪንግ ቆፀራ ናሙና ሕርሻ 2017 ቀዳማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡
ኩሎም ዓውዲታት ሕርሻ ዘጠቓልሎም ቆፀራ ናሙና…
ሚዛን ንግዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ንምምሕያሽ ከምዝስራሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ብራዚል ትልእኾም ፍርያታት መጠን ብምዕባይ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሚዛን ንግዲ ንምምሕያሽ ብምውዳድ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኽ ብራዚል…
ኣብ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ዝተኸዘኑ ቅርታታት ተፈቲሖም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ህዝብቢ ቅርታ ብምስማዕ ስራሕቲ ኢሚግሬሽን ምትዕርራይ ኣብ ዝደልዩ ጉዳያት ትኹረት ብምግባርን ትካላዊ ለውጢታትን ብምውጋን ኣብ ሒደት ኣዋርሕ ብዙሓት ምምሕያሻት እናተተግበሩ ይርከቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ሃረር ምኽንያት ብንግባር ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 26 ዓለም ለኸ መዓልቲ ሃረር ምኽንያት ብንግባር ኣብ ከተማ ሃረሪ “ንሰላምን ምዕባለ ሃገርና ግደ ዳያስፖራ” ብዝብል ሓሳብ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሲምፖዚየሙ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን አያኖ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት…
ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ እዋን ኣገልግሎት ጊዜኦም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ፃንሒት ጊዜ ኣገልግሎቶም ንዝዛዘሙ ዋና ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳኒኤል በቀለ(ዶ/ር) ኣሰናቢቶም።
ዳንኤል በቀለ (ዶ/ር) 25 ሰነ 2011 ዓ ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምቕራብ ዋና…