Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ሸረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይሳለጡ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይሳለጡ ኣለው። እቶም ብቤት መዛጋጃ እታ ከተማ ዝሳለጡ ዘለዉ ፕሮጀክትታት፥ መገዲ ኣስፋልት፣ ስራሕቲ መልከዐኛ አምኒ(ኮብል ስቶን)፣ ፅገና፣ ዝርገሐ መስመር ኤሌከትሪክን…

ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ከምዘሳልጥ ተገሊፁ። እቲ ዝርገሐ ማይ 2 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ንልዕሊ 20…

ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ኬኒያ ኣብ ትካላት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ኬኒያ ጄኔራል ቻርለስ ካሃሪሪ ኣብ ትካላት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ዩንቨርስቲ ምክልኻል ሃገር፣ ጋፋት አርማመንት ኢንጅነሪንግ ኢንዱስትሪ፣ ቢሾፍቱ ኣውቶሞቲቭ ኢንዱስትሪን ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢን…

ኣብ ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ዝገበርናዮ ስራሕቲ ሪፎርም ኢትዮጵያ ዝምጥንን ዘበን ተሻጋሪን ትካላት ንምህናፅ ጠንካራ መሰረት ዘንበረ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ዝገበርናዮ ስራሕቲ ሪፎርም ኢትዮጵያ ዝምጥንን ዘበን ተሻጋሪን ትካላት ንምህናፅ ጠንካራ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሓደሽቲ ተምሃሮኡ ሎሚ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተመደቡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ቀዳማይ ዓመት ይቕበል ኣሎ። እቲ ስነስርዓት ቅበላ ካብ ሎሚ 19 ሕዳር 2017 ዓ.ም ክሳብ ፅባሕ 20 ሕዳር 2017 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ዌብሳይት…

ልዕሊ 263 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ናውቲታት ሕክምና ተወዚዖም- ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ልዕሊ 263 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ናውቲታት ሕክምና ተወዚዖም ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ተሳሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ እውን ተቓላዓይነት ዝውስኻ…

ኣብ ትግራይ ዘሎ ዝርገሐ ኤች ኣይቪ ንምቁፅፃር ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣመራርሓ ኣካላትን ይሰርሕ ከም ዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕነት ኣብ ምቁፅፃር ኤች ኣይቪ ኤድስ ልዑል ግደ ከም ዘለዎ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ በቢ ዓመቱ 22 ሕዳር ዝኽበር መዓልቲ ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣመልኪቱ ሎሚ 19 ሕዳር 2017 ዓ.ም ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥  ሎሚ…

ካብ ናይ ሰፈር ኣጀንዳ ብምውፃእ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበአና ግደ መሪሕነት ክንፃወት ኣለና- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ናይ ሰፈር ኣጀንዳ ብምውፃእ ኣብ መድረኽ ዓለም ዝግበአና ግደ መሪሕነት ክንፃወት ኣለና ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። “ልዕልነት ሓሳብ ንኩለ መዳይ መዕባለ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ መበል…

ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣብ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ብሚኒስትር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ጆርጂዮ ሲሊ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት 53 ሚሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ ናብ ጎዶ ምእታዉ ሚኒስትር ግብርና ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ መምርሒ ልምዓት ዝራእቲ እቲ ሚኒስቴር ኢሳይያስ ለማ፥ ካብ ናይ ሎሚ ዘበን ክረምታዊ ዘራእቲ  607 ሚሊየን ኩንታል ትፅቢት…