Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰሓቢት ልዑል ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝኾነት ሃገር ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂን ምላሽን፥ ሎሚ ዘበን ካብ ፍሪያትን ኣገልግሎትምን…

ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፀ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ትሑት ምንቅስቓስ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነበሩ…

መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣፈፃፅማ…

ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ፀፅታን ድሕንነትን ካብ 3 ክሳብ 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ፀፅታን ድሕንነትን ካብ 3 ክሳብ 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም እቲ ፈተና ብሰላም ንክዛዘም ዓጀባ ናውቲታት ፈተና፣ ሓለዋን ተፍቲሽን…

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ንምጥያሽ ርብርብ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ማእኸል ዕዳጋ ኣሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ብዘላቕነጽ ንምጥያሽ ተዋዲድካ ርብርብ ንኽግበር ኣይተ ኣደም ፋራህ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት…

1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡ ንተመለስቲ ዜጋታት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተሰርሐ…

ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም። ካብ 26 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝሃቡዎም ሽመታት፡- - ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ሚኒስትር ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን - ካሳሁን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ናይ 2017 በጀት ዓመት ረቂቅ በጀት ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ረቂቅ በጀት 2017 በጀት ዓመት መንግስቲ ፌዴራል ከምዘፅድቕ ትፅቢት ይግበረሉ። ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዉ 490 ጋላክሲ ሳምሰንግ ሞባይል ስልኪታ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮንትሮባንድ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዉ 490 ጋላክሲ ሳምሰንግ ሞባይል ስልኪታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ካብ ሕብረተሰብ ዝረኸቦ ሓሬታ መሰረት ገይሩ ብዝገበሮ ክትትል 25 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ…