Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

370 ኪሎ ዋት ከፈልፍል ዝኽእል መፈለፍለ ሓይሊ ሶላር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ195 ሚሊየን ብር ወፃኢ 370 ኪሎ ዋት ከፈልፍል ዝኽእል ፕሮጀክት መፈልፍሊ ሓይሊ ሶላር ተመሪቑ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂ ሱልጣን ወሊ (ዶ/ር)÷ “ን15 ሺሕ ማሕበረሰብ ተረባሓይ ፅሩይ ኢነርጂ ንምግባር ተግባራዊ ዝግበር እቲ ፕሮጀክት÷…

ፀገም ቴክኒክ ዘጋጠማ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰላም ክትዓርፍ ክኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቁፅሪ በረራ ET 612 ዝኾነት ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፀገም ቴክኒክ ስለዘጋጠማ ተመሊሳ ከምዝዓረፈት እቲ መገዲ ኣየር ኣፍሊጡ። ትማሊ 5 ታህሳስ 2017 ዓ.ም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዱባይ ኣብ ዝግበር በረራ ምስ ተለዓለት ድሕሪ 30 ደቒቕ…

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይህነፁ ምስ ዘለዉ ሜጋ ፕሮጀክትታት ጎድኒ ንጎድኒ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ኩነታት ናብራ ዘመሓይሹ ብዙሓት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ከብሉ ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዝህቦ ዘሎ ሰብኣዊ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ዘህቦ ዘሎ ሰብኣዊ ኣገልግሎት ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣለዎ ክብሉ ናይቲ ማሕበር ላዕለዋይ መራሒን ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቲ ማሕበር መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።…

ካምፕ ታንቡራ ካምፕ ዓድዋ ብዝብል ተሰይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ደቡብ ሱዳን መበል 19 ሞተራይዝድ ሻለቃ ናይ ግዳጅ ቀጣና ዝኾነ ካምፕ ታንቡራ ካምፕ ዓድዋ ብዝብል ስያመ ንክፅዋዕ ወሲኑ። ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ንሰላምን ምርግጋዕን ታንቡር…

ስምምዕነት ኣንካራ ጉዕዞ ምዕባለና ክብ ክብል ገይሩዎ ኢዩ-ኣይተ ኦርዲን በድሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስምምዕነት ኣንካራ ጉዕዞ ምዕባለና ክብ ክብል ገይሩዎ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ኣንካራ ስዒቡ ኣብ ክልል ሃረሪ ምስ ኣመራርሓ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ።…

ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብመንፅር ዓለም ለኸ ሕጊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ልዑል ምንቕቓሕ ኢኮኖሚን ኢንቨስትመንትን እትርከብ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ወደብ ከምዘይብላ ይፍለጥ። መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን እቲ ሓደ ናይቲ ካሊእ ሉእላውነት፣ ነፃነትን ናይ ግዝኣት ሓድነትን ከምኡውን ብመሰረት ደንቢታት…

ሚኒስቴር ሰላምን ዩኒሴፍን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ትካል መርድእ ሕፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)ን ኣብ ምክልኻል ጎንፂነ ስራሕቲ ህንፀት ሰላምን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ተወካሊ ምስ ትካል መርድእ ሕፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ)…

ስራሕቲ ምእካብ ወታደራዊ ሓድጊታትን ታሪኻት ምስናድን እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክቶሬት ምምሕዳር ሓድጊን መፅናዕቲን ምክልኻል ስራሕቲ ምእካብ ወታደራዊ ሓድጊታትን ታሪኻት ምስናድን እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ብርጋዲየር ጄኔራል ደሳለኝ ደቼ÷ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ወታደራዊ ሓድጊ፣ ባህሊን ታሪኽን ከምዘለዋ…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ዝቐረበ ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ካምፕ ይኣትዉ ኣለዉ። ኣብቲ ዞባ ዝተፈላለያ ወረዳታት እንትንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ኦነግ ንዝቐረበ ፃውዒት ምላሽ ብምሃብ ናብ ካምፕ ኣብ ምእታው ከምዘለዉ ኣብ…