Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ/ም ይወሃብ ኣሎ።
በዚ ድማ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ጋምቤላ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ክልላት ፈተና…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ሻምናይ ክፍሊ ፈተና ሚኒስትሪ ይወስዱ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ብብርኪ ከተማ ፈተና ሚኒስትሪ ሻምናይ ክፍሊ ይወስዱ ኣለዉ።
2 ሺሕን 200 ፈተንቲ፣ 700 ሱፐር ቫይዘራትን 182 ሓለፍቲ ጣቢያ ፈተናን ብምስታፍ እቲ ፈተና ይወሃብ ከምዘሎ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ…
ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምዕባለን፣ ኩለመዳይን ዘላቒ ልምዓትን ከምኡ እውን ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ኣብ ሩሲያ ኒዥኒ ኖቭጎሮድ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሴፍን ባንኪ ዓለምን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍን ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም።
ከም ሃገር ዝረኣይ ባህጊ ንፁህ መስተ ማይን ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክን ንምምላእ ተወሳኺ ሃፍቲ ምድላይን ናብ ስራሕ ምእታውን…
ብርዳእታ ዘላቒ ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ክትገብር ዝኸኣለት ሃገር የላን – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርዳእታ ናይ ፅግዕተኝነት ግዚኣ ዘናወሐት እምበር ዘላቒ ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ክትገብር ዝኸኣለት ሃገር የላን ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
‘ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፣ ንዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነትን ክብሪን’…
ኢትዮጵያን ፊንላንድን ደገፍ ስምምዕነት 313 ሚሊየን ብር ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፊንላንድን ደገፍ ስምምዕነት 313 ሚሊየን ብር ከቲመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ልምዓትን ቪሌ ታቪዮ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።
ካብ 2025 ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንኣሚር ኳታር ኣብፂሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንኣሚር ኳታር ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ኣብፂሖም።
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ቀዳማይ…
መስመር ፒያሳን ኣራት ኪሎን ስራሕ ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ምዝዛምና እንትንገልፅ ሓጎስ ይስመዐኒ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መስመር ፒያሳን ኣራት ኪሎን ስራሕ ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ምዝዛምና እንትንገልፅ ሓጎስ ይስመዐኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዝተጠዓዓሙን ዝወቀቡን መልክዓት ህንፀት ንኣዲስ ኣበባ ይቕይሩዋ ኣለዉ – ም/ቀ/ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
አዲስ አበባ፣ ሰኔ 3፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጠዓዓሙን ዝወቀቡን መልክዓት ህንፀት ንኣዲስ ኣበባ ይቕይሩዋ ኣለዉ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ሓዳሽ ክንገብራ ኢና ኢሎም ነይሮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
መንግስቲ ፈተናታት ብብቕዓት ንምስጋርን ፅባቐ እዛ ሃገር ንምቕያርን ይሰርሕ ኣሎ- ኣይተ ኣሻድሊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳእና “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረይነትንዝተማልአ ሃገራዊ ሉኡላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣሻድሊ ሓሰን፥ ናይ ለውጢ መንግስቲ…