Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ማሌዢያ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ። እቲ ልኡኽ ትማሊ ኣብ ከተማታት ኳላላምፑር፣ ሳይበርጃንን ሳንዌይ ዑደት ዝገበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ዝተብሃለት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኩባንያ ኤር ባስ ዝርከባ ”Ethiopia Land of Origins” ብዝብል መፀውዒ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ካብ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያን ሚኒስቴር  ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ክሊ ኩለ መዳይ…

መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 26 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ፈላማይ በርኪ ክንክን ጥዕና ንስሉጥ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተርሚናል ትራንስፖርት ምፅዓንን ምውራድን  ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ተርሚናል ትራንስፖርት ምፅዓንን ምውራድን  ለውጢ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ መገናኛ ተርሚናል ክህባ ዝፀንሓ ካብ መስመራት መገናኛ - ቃሊቲ፣ መገናኛ - ሳሪስ፣ መገናኛ - ጋርመንት ብጊዚያውነት ካብ…

ሰራሕተኛታት መንግስትን ኣመራርሓ ወረዳ ቆላተምቤን ወፍሪ ዓፂድ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታት መንግስትን ወረዳ ቆላተምቤን ኣብ ጣብያ ደብረፃሃይ ናይ ዝርከቡ ነበርቲ ሓገዝ ወፍሪ ዓፂድ ኣካይዶም። ኣማሓዳሪ ወረዳ ቆላ ተምቤን አይተ ተኽላይ ተስፋይ፥ ዕላማ ናይዚ ወፍሪ ኣብታ ወረዳ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት ንምሕጋዝ ኢዩ…

ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓላፊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ መሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ዝመርሕኡ “ኣብ…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዝግበር ቅድመ ምድላው ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ንምግምጋም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ 30 ትካላት ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፎም፡፡ ኣካቢት ኮሚቴ ጉባኤ…

ትሕቲ ደረጃ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ ደረጃ ኣብ ልዕሊ ዘፍርዩ 14 ፋብሪካታት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2017 መገደዲ ደረጃ ኢትዮጵያ ዘለዎም ፍርያታት ኣብ ዘፍርዩ 100 ፋብሪካታት ስራሕቲ…

ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ግደኦም ከጠናኽሩ ከምዘለም ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቀፍ ብሪክስ ብንቕሓት ንምስታፍን ኣብቲ መድረኽ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምሕላው ትካላት ዝህልወን ግደ ከጠናኽሩ ከምዘለዎም ተገሊፁ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ብሪክስ ኢትዮጵያ 5ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣሳሊጡ። ፍሉይ…