Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ አበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንትራንስፎርሜሽን ዲጂታላይዜሽንን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
ሃገር ተወዳዳሪትን ብቕዕቲን ንምግባር ውፅኢታት ምርምር…
966 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 966 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡
ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 641 ደቂ ተባዕትዮ፣ 321 ደቂ ኣንስትዮን 4 ዕሸል ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ንኽውገዱ ብመፅናዕቲ ዝፈለዮም ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ።
ከይዲ ምውጋድ እቶም ኣፅዋር÷ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝተሳለተ…
ቀ/ሚ ኣብይ(ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ዕዉት ኢዩ -ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር)
አዲስ አበባ፣ ግንቦት 30፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ኢትዮጵያ ንዝጀመረቶ መመሓየሺ ኢኮኖሚ፣ ምዕባለን ጉዕዞ ለውጢ (ሪፎርም)ን ልዑል ኣሰር ኣንቢሩ ኢዩ” ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ…
ባንኪ እናት ኣብ ክልል ትግራይ መትሐጃ ዘይብሉ ክሳብ 300 ሽሕ ብር ልቓሕ ንደቂ ኣንስትዮ ከምዝህብ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ እናት ኣብ ደኣንት ተውዲበን ብፍላይ ኣብ ሻሂ ቡናን ቤት ቁርስን ተዋፊረን ንዝሰርሓ ኣብ ምብቃዕን ትኹረት ዝገበረ ልቓሕ ክረኽባ ካብ ምግባር ብተውሳኺ ንሰራሕቲ ንግዲ ዝውዕል ናውቲ ሓገዝ ገይራ።
እታ ባንኪ ምስ ሰራሕቲ ዕንፀይትን ሓፂነ…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን167 ሺሕ ወገናት ተረባሕቲ ዝገብር ሓገዝ እኽሊ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን26 ወረዳታት ዝውዕል 25 ሺሕን ኩንታል ሓገዝ እኽሊ ሎሚ መዓልቲ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ።
እቲ ሓገዝ÷ ን167 ሺሕ ወገናት ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣብ…
9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ ተዘዋዊሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝተዘዋወረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መዛዘሚ ፈተና ሬሚዲያል (መከሓሓሲ) ትምህርቲ ካብ 3 ክሳብ…
ዝዓነወ ኢንዳስትሪ ትግራይ ዳግም ንምህናፅን ሓዱሽ ኢንቨስትመንት ንምስሓብን ደገፍ ፋይናንስ የድሊ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ኢንቨስትመንት 9 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኮምሽነር ኮምሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና ኣርኣያ ስላሌ፣ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝዘታየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ኢዩ፡፡ ንስሩዕ ወፃኢታት መንግስቲ ፌዴራል፣…
260 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረብ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝቡ 233 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስራሕ ከምዘውዐሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
በዚ ድማ ን75 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠሩ…