Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ቡሩንዲ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ጉባኤ መራሕቲ ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ንምስታፍ ናብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ኣቲዮም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ መልቾይር እንዳዳዬ…
ኢትዮጵያ ብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ብብዙሓት ጉዳያት ዘዕግብ ውፅኢታት ከምዘመዝገበት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕረዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡
ኣይተ…
ኢትዮጵያ ናበ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን ትጓዓዝ ኣላ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ብምጥቃም ኢትዮጵያ ናብ ሙሉ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን እናተጓዓዘት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
9ይ ኮሚሽን ስታትስቲክስ ኣፍሪካ “ኣፍሪካዊ ፈጠራ ኣብ ልምዓት ስታቲስቲክስ ምልማዕ”…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሑ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ፡፡
ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…
ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማና ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ኣብ ሞንጎ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላተ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም።
ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ፍፃመታት…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ኮሜሳ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተሳተፈትሉ ትርከብ መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ኣብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቀዋሚት ተፀዋዒት ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ…
ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን ሓዊሱ 572 ሞተርሳይክላት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና 100 ‘ሃርድ ቶፕ’ን 160 ‘ፒካፕ’ ተሽከርከርቲን፣ 572 ሞተር ሳይክክላት፣ 2 ሺሕን 700 ኮምፒውተራት ሓዊሱ ሞባይል ክሊኒካት ንተፀዋዕቲ ትካላቱ፣ ንቢሮ ጥዕና ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ንሆስፒታላትን ሓገዝ ገይሩ፡፡
ዝተገበረ…
ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ክኸፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ብኤሌክትሮኒክ ንግዲ(E- commerce) ስልጠና ንምሃብ ዘኽእሎ ግሎባል ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝኸፍት ኣፍሊጡ።
እቲ ኢኒሼቲቭ ምስ ማሕበር ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ…
ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና፣ ኣህጉርን ዓለም ለኸን ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈሬዴሪኢ ጌዲኦን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር፥ ንሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…
ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ትካል ኢኖቬሽን ሕጊ ሄግ ብምትሕብባር ምስ መሬት ዝተተሓሓዙ ጎንፂታት ንምፍታሕ ዘኽእል ልምዲን ተሞክሮን ዝሓዘ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መሬት ፍትሒ ዘመላኽት ሰነድ ተሰናዲኡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ÷ ላዕወሎት…