Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ልዕሊ 128 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ንምቕራብ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ዝውዕል ብ128 ሚሊየን 156 ሺሕን 898 ብር ብር እታወታት ሕክምና ንምቕራብ ስምምዕነት ፈሪሙ።
እቲ ግሩፕ ምስ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ…
ውድድር ፍፃመ ቋንቋ ቻይንኛ “ቻይኒዝ ብሪጅ” ኢትዮጵያ ተኻይዱ
ኣዲስ አበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቋንቋን ባህሊን ቻይና ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥ ተሓሲቡ ዝካየድ መበል 23 ዙር ውድድር ፍፃመ ቋንቋ ቻይንኛ "ቻይኒዝ ብሪጅ" ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡
ኣብ ሞንጎ ላዕለዎት 2ይ ብርኪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተምሃሮ 11 ተወዳደርቲ…
ኣብ ምዕራፍ ዘተ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት መብፅሒኦም ኣበይ ኢዩ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ምዕራፍ ዜተ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት መብፅሒኦም ኣበይ ኢዩ?
ብኣተሓባባራይነት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ ምዕራፍ ዘተ ምፍላይ ኣጀንዳ ዛባታት ካብ መዳርግቲ ኣካላት…
ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም።
'ግደ ትካላት ዴሞክራሲ ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ’ ብዝብል ርእሲ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…
172 ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)172 ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ገሊፁ።
ኣብዚ ሰሙን እቲ ኤምባሲ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)ን ብሓባር ብሰለስተ ዙር 172 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ብኣውሮፕላንን ብባቡርን…
ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስ ሙዚየም ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ፎረም ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ኮሚሽን…
ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር) ሰራዊትና ሃገር ካብ ምብታን ንምድሓን ኣብ ዝዋደቐሉ እዋን ፈተና እንተይበደሆም ኣገልጊሎም ኢዮም – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር) ሚኒስትር ምክልኻል እናሃለዉ ሰራዊትና ሃገር ካብ ምብታን ንምድሓን ኣብ ዝዋደቐሉ እዋን ፈተና እንተይበደሆምን ካብ ሚዛን ኢትዮጵያዊነት እንተይተዛብዑን ኣገልጊሎም ክብሉ ላዕለዋይ ኦታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል…
ም/ ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዘሎ ምንቅስቐስ ስራሕ ብዝምልከት ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሙያን ፌዴሪኢ ዝተሳለጡ ስራሕቲ ልምዓትን ውፅኢታት ኢኖቬሽንን ርእዮም።…
ፈላማይ ጉባኤ ባዮቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘሰናደአቶ ፈላማይ ጉባኤ ባዮቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር)፥ ኩለ መዳይ ምዕባለ ሃገር ዕላዊ ንምግባር ንሳይንስን ቴክኖሎጂን ጠመተ ሂቡ ምስራሕ ከምዘድሊ…
መሸጢ ዋጋ ኩሎም ዓይነታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ።
ካብ 28 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ሐዚ ኣብ ስራሕ ብዘለዎ ዋጋ ከምዝቕፅል ምውሳኑ ኣብ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ዝረኸብናዮ…