Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ትካል ስነ ህዝቢ ውሕመ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስነ ህዝቢ (UNFPA) ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቱ። መተሓባበሪት UNFPA ጨንፈር ትግራይ ጆይሲ ፓክሊኪ÷ እቲ ትካል ኣብዚ ዓመት ውሽጢ ልዕሊ 4 ሚልዮን ዳላር ዝዋግኡ…

ፅሕተራታት ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕ ይግባእ-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጥሙ ፅሕተራታት ብሓፂሩ ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕን ተሓባቢርካ ምስራሕን ከምዝግባእ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሃገር ብምርካብ ኣብ…

ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓም ወሳኒ ኢዩ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ንምስጓምን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነትን ንምዕባይ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂና ኢኖቬሽን ፖሊሲ መፈፀሚ ስትራቴጂ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…

ኢትዮጵያ መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ለካቲት 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኢትዮጵያ እዚ ኣኼባ ከምተተኣናግድ ዝተገለፀ፤ ኣብ መበል 22 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሹመት 5 ሚኒስትራት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ፌዴሪኢ ሎሚ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝቢ ሹመት ሓሙሽተ ሚኒስትራት ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቶም ሹመኛታት፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ…

ኢንዱስትሪ ሆስፒታሊቲ ዓለም ለኸ ደረጃኡ ዝሓለወ ንኽኸውን ጥጡሕ ኩነታት ከምዝተዘርገሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢንዱስትሪ ሆስፒታሊቲ ዓለም ለኸ ደረጃኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ንኸቕርብ ጥጡሕ ኩነታት ከምዝዘርገሐ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ሚንስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ሓለፍቲን ተወከልቲን ፌዴሬሽናት ሆቴል፣ ሰብ ሞያን ማሕበራትን ምስቱሪዝም…

ብሄራዊ መለለዪ መንነት ብሰነድነት ጉዕዞ ንበረራ ውሽጢ ዓዲ ምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መለለዪ መንነት ብሰነድነት ጉዕዞ ንበረራ ውሽጢ ዓዲ ምጥቃም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ስምምዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መርሃ ግብሪ ብሄራዊ መንነት ኢትዮጵያን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ክልቲኦም ትካላት ስርዓቶም ብምውዳድ ብሄራዊ…

ኣብ ከተማ መቐለ ን829 መናእሰይ መጣሻ መሬት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ን829 መናእሰይ መጣሻ መሬት ተዋሂቡ። ካብቶም 829 እቶም 337 ብትሑት መሃያ ዝመሓደሩ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት  ምውፃእ ዕፃ ዝተረኸቡ ኣማሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣይተ ሓለፎም…

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምኽክር ከምዝግበር ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ማክታሃር ዲዮፕን ምክትል ኤጀንሲ ኩለ መዳይ ውሕስና ኢንቨስትመንት ኢትዮጲስ ተፈራን  ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምኡውን ምስ…