Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም።
መዓልቲ ህብር “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር…
ሉኣላዊነታን ምዕባለኣን ዝተረጋገፀ ዴሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ እንኽእል ብህብር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ዝነገሰላ ጠንካራ፣ ሉኣላዊነታን ምዕባለኣን ዝተረጋገፀ ዴሞክራሲያዊት ኢትዮጵያ ምህናፅ እንኽእል ብህብር ኢዩ ክብሉ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ናይ ዴሞክራሲ ስርዓት ህንፀት ማእኸል ምትሕብባር ሓላፊን ምክትል ናይ ብልፅግና ፓርቲ ፕሬዚዳንትን…
ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንዘበናት ሓሊዮም ዘፅንሕዎ ከብሪ ሓድነት ብምጉልባት ንሰላም ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም።
እቶም ኣቦታት ሃይማኖት መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤተ ክህነትን…
ዝሓሸ ውፅኢት ንክምዝገብ ብሓባር ደው ብምባል ንዝሓሸ ስራሕ ክንዳሎ ኣለና- ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝሓሸ ውፅኢት ንክምዝገብ ብሓባር ደው ብምባል ንዝሓሸ ስራሕ ክንዳሎ ኣለና ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ሎሚ 4 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ዝኽበር ዘሎ…
ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምሽግጋር ኩላትና ግደና ንዋፃእ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንትውልዲ ንምሽግጋር በቢዘርፍና ዘለና ኣካላት ኩላትና ግደና ንዋፃእ ክብል ናይ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊትን ናይ ካቢኔ ጉዳያት ሚኒስትርን ኣለምፀሐይ ጳውሎስ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ምስ ሓይሊ ሓላዋ ሪፐብሊክ ደቂ…
ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ንዘባፅሖም ህፃናትን መኣዲ ኣንጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ንዘባፅሖም ህፃናትን መኣዲ ምእንዶም እቲ ቤት ፅሕፈት ገሊፁ።
ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንፅባሕ እወንታዊ ፍረ ሎሚ ዝዝራእ ዘርኢ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንፅባሕ እወንታዊ ፍረ ሎሚ ዝዝራእ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ሰመር ካምፕ ናይ 2024 ሰልጠንቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ብምርካብ ንተመረቕቲ ሰገናትን መናእሰይን…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ልዕል 500 ሺሕ ዓቕሚ ንዘይብሎም መኣዲ ኣንጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ልዕል 500 ሺሕ ዓቕሚ ንዘይብሎም፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ትሑት ናብራ ዘለዉ ሰራሕተኛታት መንግስቲን መኣዲ ኣንጊዱ።
ነዚ ዝጠመተ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…
” ህብር ንሰላም”
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ክብሪታት ሓድነትን ምክእኣልን ኣለዉና። ንነዊሕ ዓማውቲ ብሓባር ብምዃን ዝፀናሕና፣ ብሓበራዊ ተጋድሎና ዘኹርዕ ታሪክ ዘመዝገብና፣ ዘጋጠሙና ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀገማት ብሓባር ዝመከትናን ብሕብረት ዝነበርናን ህዝብታት ኢና።
ልዑል…
ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብሪ፥ “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ ኢሉ።…