Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቶኒዮ ሎፔዝ ማክ-ሌላ ዘቲዮም።
ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ…
ኣካላት ፍትሒ ገለልተኛ ብምዃን ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፍትሒ ካብ ኢድ ኣእታዊነት ናፃን ገለልተኛን ብምዃን ብምስራሕ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እዚ ዓመት ሃገራዊ ትራንስፎርሜሽን ኣብያተ ፍርዲን…
ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ።
ካብ ኩለን ወረዳታት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 11 ክፋላት ማሕበረሰብ ዝወከሉ ልዐሊ 2 ሺሕ ተሳተፍቲ ካብ 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ…
ውሕመ ንኢሜግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ዝገብሮ ደገፍ ክቕፅል ኢየ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኢሜግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ንዝገብሮ ምዝገባ ስቪል ዝህቦ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ብዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ህፃናትን ሓለዋ ህፃናትን ውሕመ ሺማ ሰን…
መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መረፃ፣ ምገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ ምግባር ምርጫን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ኣዋጅ…
ናይ ሕሶት ሰነድ ዘዳሉ ውልቀሰብ ብመሓዝ ምርመራ እናፃረየ ከምዝኾነ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሰነድ ዘዳሉ ውልቀሰብ ብመሓዝ ምርመራ እናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ጉለሌ 17 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብታ ክፍለ ከተማ ወረዳ 2 ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ውልቀሰብ ብዝተገበረ ብርበራ 29…
ሕብረተሰብ ካብ ተግባር ገበን ምጭብርባር ንኽጥንቀቕ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ካብ ተግባር ገበን ምጭብርባር ንኽጥንቀቕ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ፡፡
እቲ ኣገልግሎት “ሓደ ሓደ ውልቀሰባትን ተግባር ገበን ፈፀምቲን ዝተፈላለየ ምስሊ ዘለዎም ገበናት ብምፍፃም ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ ንምርካብ ምንቅስቓስ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት
21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 2 ሺሕ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምውካል ዝሳተፉ ተሳተፍቲ ኣብ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተረኺቦም ናይ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዕራፍ ዘተ ጀሚሮም፡፡
ካብ 21…
ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ሲያልኮት ፓኪስታን ዓለባታት ስፖርት ንምፍራይ ስምምዕነት ፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ሲያልኮት ፓኪስታን ኣብ ብወፃኢ ንግዲ ኢትዮጵያ ደረጀኦም ዝሓለዉ ዓለባታት ስፖርት ንምፍራይ ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና…
ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ መበል 21 ኣኼባ ሚኒስትራት ኣሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ጎኒ ንጎኒ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ዓመታዊ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ መበል 21 ኣኼባ ሚኒስትራት ኣሳሊጡ።
ፕሮጀክትታት እቲ ኢኒሼቲቭ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእሉ ቀጣናዊ በዓልዋናነትን ምትሕብባርን ምጉልባት ኣብ ዘኽእሉ…