Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓወት ግድብ ህዳሰ ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ትምሳሌት ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዓወት ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ተምሳሌት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
1 ጳጉሜን 1 2016 ዓ.ም እዚ ዓመት መዓልቲ ምሽጋር…
መዓልቲ ምስጋር ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን - መዓልቲ ምስጋር “ናይ ምስጋር ጥሪታት፣ ዓቕሚ ዓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት ኢትዮጵያ ንምስጋር ብዝተገበሩ ፃዕሪታት ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብቲ ከይዲ ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ዝሕሰቡሉ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው መስ ሓለፍቲ እቲ ኩባኒያ ተፈራሪሞም።
እቲ…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረር መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሕድሳት ዝተገበረሉ ቤተ መንግስቲ ሃረርን ሓዱሽተ ዝረሃነፀ ኣዳራሽ ምብራቕ ጮራን መሪቖም ከፊቶም።
መበል 47 ዓመት ምስረታ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሑ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ክትሕት ከምዝገበረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሕ ካብ ዝነበሮ 57 ሚኢታዊ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ከውርድ ከምዝኸኣለ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቲ ውፅኢት ኣብ ዝሓለፉ ባለፉት 5 ዓመታት ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ሪፎርም…
ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ብብርኪ ሃገር 1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም መዓልቲ ምሽጋር “ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚ ሓዱሽ ብርሃን” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ 1 ጳጉሜን “መዓልቲ ምስጋር" ኣመልኪቱ መልእኽቲ ኣመሓሊፉ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጕሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤይጂንግ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሲሲሲሲ ከተማታት ኢትዮጵያ…
ሰራዊት ምክልኻል ናይ ተስፋሕፋሕቲ ጎስጓስ ኲናት ንምምካት ኣብ ዘኽእል ዝተማልአ ወተሃደራዊ ቁመና ይርከብ-ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ናይ ተስፋሕፋሕቲ ጎስጓስ ኲናት ንምምካት ኣብ ዘኽእል ዝተማልአ ወተሃደራዊ ቁመና ይርከብ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ መበል 47 መስረታ…
ርክብ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ሰፊሕን ፅኑዕን መሰረት ዘለዎ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ሰፊሕን ፅኑዕን መሰረት ዘለዎ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ታዬ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተሳተፉሉን ኣብ ቻይና ዝካየድ ዘሎ…