Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና-ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ፖሊስ ካባና ትፅቢት ዝግበር ሓላፍነት እናተዋፃእና ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም።
መበል 16 ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ዋና ቤት…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣትሌት ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም።
ብዝለዓለ ስነ ጥበብ ዝተሰርሐ እቲ ምስለ ቅርፂ፥ 23 ሓምለ 2023 ዓ.ም.ፈ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ።
ዕላማ እቲ ኣኼባ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ መግምጋምን ቀፀልቲ ስራሕቲ በዝምልከት ኣንፈታት ምቕማጥን ኢዩ ተባሂሉ።
ኣካቢ እቲ ኮሚቴን…
ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞን ሳይንስን ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ምኽፋተን…
ዩኒቨርስቲ መቐለ ዓውደ መፅናዕቲ ሕውየት ትምህርቲ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጥምት ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ድሕሪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኵናት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ እቲ ክልል የጋጥሙ ዘለዉ ፈተናታትን ብቐፃልነት እቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞ ሳይንስ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞ ሳይንስ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ብቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኤግዚብሽን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ምክያድ ከምዝጀመረን ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከምዝፀንሕን…
ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ኣብ መዓስከር ናይ ዘለዉ ስደተኛታት ፀገም ንምፍታሕ ዝገበሮ ፃዕሪ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰደዱ ሱዳናዊያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን ኣተሓሕዛ ንክከታተል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ክሳብ ሐዚ ዝገበሮ ምንቅስቓስን ፃዕሪን ዝተባባዕ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ምጥንኻር ርክብ ኢትዮ-ሱዑዲ ንምርግጋፅ ቀጣናዊ ሰላምን ድሕንነትን ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣምባሳደር ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጥንኻር ርክብ ኢትዮ-ሱዑዲ ንምርግጋፅ ቀጣናዊ ሰላምን ድሕንነትን ልዑል ግደ ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብ ፈይሰል ቢን ፋርሃን ኣል-ሳዑድ…
ስራሕቲ ፅገና መስጊድ ኣልነጃሺ ድሕሪ ሒደት መዓልታት ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅገና ታሪካዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ድሕሪ ሒደት መዓልታት ከምዝጅምር ሚኒስቴር ቱሪዝም ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሚንስቴር ቱሪዝም ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ብመሰረት ዝገበሮ ተኸታታሊ ዘተ፥ መንግስቲ ቱርኪ ነቲ መስጊድ ንምፅጋን…
ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን ንሃገራዊ ምዕባለ ወሳኒ ግደ ኣለዎም – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ምህዞን ንሃገራዊ ምዕባለ ወሳኒ ግደ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
“ኣብ ኢትዮጵያ መፅናዕቲን ምርምርን ዘለሉ ብርኪ፣ መልክዕን ተስፋታትን” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኣብ…