Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣገልግሎት ሕክምና ፊስቱላ ተበፃሕነቱ ክብ ንምባል ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራ፣ ኦሮሚያን ሲዳማን ጥራሕ ዝወሃብ ዘሎ ኣገልግሎት ሕክምና ፊስቱላ ተበፃሕነቱ ክብ ንምባል ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና  ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣብ ኢትዮጵያ ንሕክምና ፊስቱላ ደገፍ መስ ዝገብር ትካል ኦፍ ጆይ…

ፖሊስ ፌዴራል ገበን ብብቕዓት ምክልኻል ዘኽእል ጠንካራ ትካል ምህናፁ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል  ኢትዮጵያ ገበን ብብቕዓት ምክልኻል ዘኽእል ጠንካራ ትካል ምህናፁ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል  ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። “ኣፍሪካ ኣብ ጠንካራ ሓድነት፣ ንኹለ መዳይ ፀፅታን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ፕሮጀክትታት ውሕስነት ምግብን ፃዕሪታትን ብዛዕባ ዘሎ ሰፊሕ ምትሕብባር ሎሚ ንጎሆ…

ጃፓን ንመተግበሪ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንመተግበሪ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ፍትሒ በላይሁን ይርጋ መስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምዕራፍ ትግበራ ሽግግር…

ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ትካላት ድሕንነት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ትካላት ድሕንነት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ ኣብ ዘላ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ዝሳተፉ ዘለዉ ኣጋይሽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ዑደት የካይዱ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ሎሚ እውን ኣብ…

ንምዕባለ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኢትዮጵያ ርኡይ ግደ ዝህልዎ ናይ ካፒታል ዕዳጋ ብናይ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ሚኢታዊ ሽይጣት ኣክስዮን ስራሕ ተጀሚሩ-ምከትል ቀዳማይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ንምዕባለ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኢትዮጵያ ርኡይ ግደ ዝህልዎ ናይ ካፒታል ዕዳጋ ብናይ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ሚኢታዊ ሽይጣት ኣክስዮን ስራሕ ተጀሚሩ ክብሉ ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክተል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ…

መሸጣ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ድሉው ምዃኑ ታሪኻዊ ናይ ተግባር ምዕራፍ መርአዪ ኢዩ – ቀ/ሚ/ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መሸጣ ኣክሲዮን 10 ሚኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- ሎሚ መዓልቲ ኣክሲዮን ኢትዮ ቴሌኮም ንመሸጣ ድሉው ከምዝኾነ…

መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)መሸጣ ኣክሲዮን 10 መኢታዊ ኢትዮ ቴሌኮም ዕላዊ ገይሮም፡፡ ኢትዮ ቴሌኮም ብሓፈሻ ዘለዎ ኣክሲዮን 100 ቢሊየን እንትኸውን÷ ካብ ሞንጎ እዚ 10 ሚኢታዊ ወይ እውን 100 ሚሊየን ዝኸውን ኣክሲዮን ሎሚ መዓልቲ…

እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ሓገዝና ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እታወት ዕድጊት ሸርፊ ወፃኢ ንምቅልጣፍ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገዛኢ እቲ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ኣረጋጊፆም። ኣይተ ማሞ ኣብ ቦሌ ዝተኸፈቱን ስራሕ ዝጀመሩን ክልተ ቢሮታት መዕደጊ ሸርፊ ወፃኢ ዑደት ብምግባር…

መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ ጠበቓታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣዳራሽ ማንዴላ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉናኤ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ተወከልቲ ኣባል ሃገራት…