Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠሞ ፀገም እታወት PPC ብምፍታሕ ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ዘጋጠሞ ፀገም እታወት PPC ብምፍታሕ ምፍራይ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዘጋጠሞ ናይ እታወት ፀገም PPC ዝዓይነቱ ሲሚንቶ ምፍራይ ጠጠው ኣቢሉ…
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ኣፈፃፅማ ትልሚ ምግቢን ስርዓተ ምግብን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምግቢን ስርዓተ ምግብን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክሳብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲ…
ካብ ተሓጋዛይ ኣተሓሳስባ ምግልጋል መበል ካልኣይ ምዕራፍ ሃርበኝነት ንምዕዋት መሰረት ዘንብር ኢዩ-ኣይተ ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ተሓጋዛይ ኣተሓሳስባ ምግልጋል መበል ካልኣይ ምዕራፍ ሃርበኝነት ንምዕዋት መሰረት ዘንብር ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም።
“ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፣ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉኡላውነትን…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንጎስጓስድ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዝውዕል 14 ሚሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ንዝተገበረ ጎስጓስድ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዝውዕል 14 ሚሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ።
እቲ ገንዘብ፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዝተረኸበ…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሓለዋ ብዝሃ ህይወት ረብሓ ይህብ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሓለዋ እናተመናመኑን ኣብ ምጥፋእን ንዘለዉ ብዝሃ ህይወት ረብሓ ይህብ ኣሎ ከብል ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኣፈፃሚ ስራሕ ምርምር እፅዋት ደኒን ሳዕሪን ኣበራ ስዩም፥ እቲ ኢንስቲትዩት መርሃ ግብሪ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዋንግ ቶንግዙን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዘለዉ…
ምዕሩይን ሓመለዋይን ከባቢ ዘካትተ ሓዱሽ ህንፀት መንበሪ ህንፃ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መስከረም ንምዝዛም ሎሚ ጀሚርና- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ዝጀመርናዮ ምንቅስቓስ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ትሑት እቶት ናይ ዘለዎም ምናልባት ናይ መወዳእታ ስፍራ ንምህናፅ ድልዊ ናይ ምግባር ስራሕ ተሰሪሑ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።…
1 ሺሕን 199 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 199 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ፥ 19 ደቂ ኣኒስቲዮ፣ 21 ህፃናትን 12 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዝኾኑ ሰገናትን ከምዝርከቡዎም ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ።
እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ሃገራት ባህረ ሰላጤን ኣፍሪካን ዘሎ መትእስሳር ዝውውር ሰራሕተኛ ከብ ንምባልን ብምትሕብባር ንምስራሕን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ…
ኩባንያ ማክተር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨሰት ምግባር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማክተር ዝተብሃለ ኩባንያ ፓኪስታን ኣብ ፓርኪ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ ብዓውዲ ፋርማሲዩቲካል ኢንቨሰት ምግባር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።
ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ፕሬዚዳንት ኩባንያ ማክተር ዶክተር…