Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዋጋ እንተይተኸፈለ ዝለምዐ ወይ እውን ዝማዕበለ ሃገርን ህዝቢን የለን – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋጋ እንተይተኸፈለ ዝለምዐ ወይ እውን ዝማዕበለ ሃገርን ህዝቢን የለን ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኢትዮጵያ ሰላማ እናፅነዐት…

ንምዕራፍ እናተሰናደአት ትኪ ዝተርኣያ ኣውሮፕላን ብዕዉት ኩነታት ዓሪፋ – መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ ንምዕራፍ እናተሰናደአት ትኪ ዝተርኣያ ኣውሮፕላን ብሰላም ከምዝዓረፈት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ድሬዳዋ እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በረራ ቁፅሪ ET-248…

ቀ/ሚ አቢይ (ዶ/ር) ብሕልፈት ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ጌታቸው መለሰ (ዶ/ር) ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷…

ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጠሙ ማሕለኻታት ብምስጋር ልምዓት ኣብ ምቅልጣፍ ምርብራብ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህተ ኣገንዚቦም። ኣይተ ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሓድነት፣ ሓዱሽ ሓሳብን ብሩህ ተስፋን ንብልፅግናና…

ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ምክልኻል ሃገራት ኣፍሪካ ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ተረኺበን። ንሰልተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ…

ማእኸል ሓበሬታ ሚዲያን ባህሊን ብሪክስ ፕላስ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓበሬታ ሚዲያን ባህሊን ብሪክስ ፕላስ ምምስራቱ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ኣብ ሩሲያ ሞስኮ ተኻይዱ፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ሞንጎ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ፕላስ ሰብኣዊ ምትሕብባር ንምድንፋዕ፣ ባህሊ፣ ሳይንስን ትምህርቲን ንምፍላጥ ኣብ ግምት…

4 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ምንጃር ሸንኮራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 3:00 ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ኣረርቲ 445 ኩንታል ሕሩፅ ፅዒና እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ብምገልባጣ ዘጋጠመ…

ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት፣ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት፣ ወተሃደራዊ ተመራመርቲ፣ ኣባላት ትካላት…

ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት አዕቒባ ጽርከብ – ፕሬዚዳንት ታዬ

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 5፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኣትዉ ልዕሊ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከምዘዕቖበት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ልእልቲ ኤደንብራ ደቸስ ሶፊ ሄለን ጆንሰን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊ ሃገራዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ከምዝተመያየጡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ…