Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዘሳልጥ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣፍሊጡ።
እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘማሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 24 ጉንበት 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ገሊፁ።…
ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ንምዕባለ ሃገር ዘለዎ ወሳኒ ግደ ንምፅዋት ዘኽእሉ ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋረሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣዳሚፁ።
ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ…
ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ሚኒስትር ካውንስለር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ገሊፆም።
ኮንፈረንስ ላዕለዎት ሰብ ሞያ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ(ፎካክ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ…
ኣብ ኩሎም ዞባታት ወለጋ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕቲኦም ዞባታት ወለጋ ይውገን ብዘሎ ተግባራት ምኽባር ሕጊ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዳሎል ገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ዞባ ምብራቕ፣ ምዕራብ፣ ቄሌመን ሆሮ ጉድሩን ወለጋ ኣብ ልዕሊ እቲ ግብረ ራዕዲ…
ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ-ሪያድ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 5 ሺሕ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላናት፣ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት በረራ፣ ማእኸላት ትምህርቲን ምርምርን…
ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ሲምፖዚየም ምርምር ፖሊሲ ኣብ ዩንቨርስቲ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ።
ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ መስፍን ኣበበ፥ ኣብቲ ሲምፖዚየም ክፍተታት ኣገልግሎት ፖሊሲ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ምርኣይ ዝኽእሉን ጠቐምቲ…
ስነ ስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ዙር ተጓዓዝቲ ሓጂ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ስነ ስርዓት ምፍናው ቀዳማይ ዙር ተጓዓዝቲ ሓጂ መበል 1 ሺሕን 445 ተኻይዱ።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፣ ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ክብ ንምባል ዝዓለመ ዘተ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሳሊጡ።
ብሓላፊ ዋና መምርሒ መረዳእታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ጌታቸው ጉዲና ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ብሓላፊ ዋና ኤጀንሲ መረዳእታ…
ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕበባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን መድረኻት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡
ኣቐባሊ ቃል ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋን ዮንግ÷ ኣብ ፖሊሲ ርክባት ወፃኢ ቻይና፣ እዋናዊ ስርዓት ዓለም ኣብ ርክብ ኢትዮ-ቻይን ጠሚቶም…
ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ ንቐዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፃሚ ኣካላት ሎሚ ገምጊምና-ም/ቀ ሚ/ር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ ንቐዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ኣካላት ሎሚ ገምጊምና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…