Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ልቢ "ልቢ ኣብ ተግባር ነውዕል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ።
እቲ ዕለት ማሕበር ልቢ ኢትዮጵያ ምስ ትካላት ጥዕና ብምትሕብባር ኢዩ ተኸቢሩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 9ይ ግዘ ብብርኪ ዓለም ንመበል 25 ግዘ…
ህዝቢ ትግራይ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመሩ ስራሕቲ ልምዓት ኣብ መወዳእተኦም ንኽበፅሑ ህዝቢ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ሰላሙ ንኽሕሉ ርእሰምምሕዳ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ፀዊዖም፡፡
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብ ትግራይ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ንህዝቢ ምስ ዝተወከሉ…
ኣብ ማራቶን በርሊን ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን በርሊን 2024 ኣትሌት ሚልኬሳ መንገሻ ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት ሚልኬሳ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 17 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ውድድሩ ዛዚሙ፡፡
ብተመሳሳሊ ኣትሌት ሃይማኖት ኣለው 2 ሰዓት 3 ደቒቕን 31 ሰከንድን…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ዝተገበረ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎድኒ ኢዩ፡፡…
ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይገበር ኣሎ።
እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” ብዝብል መሪሕ ቃል 25 መስከረም 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆራ ፊንፊኔ፣ 26 መስከረም 2017 ድማ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ማይ፣ መብራህቲ ወዘተ ዝተሃነፅሉ…
ዶብ ተሻገርቲ ፍልሰት ዜጋታት ዝጠመተ ቀጣናዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ
አዲስ አበባ፣ መስከረም 18፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሻገርቲ ፍልሰት ዜጋታት ዝጠመተ ቀጣናዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኢጋድ ኣፍሊጡ።
እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 22 ክሳብ 23 መስከረም 2017 ዓ.ም አ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ብዛዕባ እቲ…
መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
ዶ/ር መቅደስ ኣብ መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ጠመተ ብምግባር ንምዝታይ ኣብ ዝተዳለወ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚርና ክብሉ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
እዚኦም ንምዕዋት ዘጋጠሙ ሕልኽላኻት ጠመተ ውሕመን ኣባል ሃገራትን…