Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህዝቢ ኣብ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ብምድሃብ ኢድን ንኢድ ተተሓሒዙ ክሰርሕ ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣብ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ብምድሃብ ኢድን ንኢድ ተተሓሒዙ ክሰርሕ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ከተማ ነቀምቴ ስታዲየም ወለጋ ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ሰልፊ ''ወለጋ ናይ ሰላምን ብልፅግናን…
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ናብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡
እቲ ኮርፖሬሽን ውቁብን ዘበናዊን ከተማ ንምፍጣር ዝግበር ሃገራዊ ፃዕሪ ዝሕግዙ ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ብዝሃንፆም ዘበናዊ ህንፃታትን…
ብኽለት ከባቢ ብሸለልታ ምሕላፍ ንወለዶ ከቢድ ዕዳ ምግዳፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ብኽለት ከባቢ ብሸለልታ ምሕላፍ ንወለዶ ከቢድ ዕዳ ምግዳፍ ከምዝኾነ ዋና መካየዲ ስራሕ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ዲዳ ድሪባ ገሊፆም።
ውድብ ጥዕና ዓለም ንመጠን ብኽለት ከባቢ ብምነፅር ዘቐመጦ ልክዒት÷ ኣዲስ…
ኣካል ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ዝኾነ ስራሕቲ ፅሬትን ሓምለዋይ ልምዓት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ-ልምዓትን ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ ስራሕቲ ፅትን ሓምለዋይ ልምዓትን ኣጀሚሩ፡፡
ኣብቲ መጀመሪ ስነ ስርዓት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ…
ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተረኸቡ ዓወታት ዝገልፁ መልእኽቲታት እናተመሓላለፉ ይርከቡ፡፡
በዚ ድማ እቲ ለውጢ ንኽፀንዕ ዝኾነ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምቴ ኣቲዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር ) ሃገራዊ ለውጢ ንምድጋፍ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ንምዕዳም ኢዮም ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡
ምክትል…
ኣብ ወለጋ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወለጋ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተረኸቡ ዓወታት ዝገልፁ መልእኽቲታት እናተመሓላለፉ ይርከቡ፡፡
ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ወለጋ ዝተውፃእፅኡ…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ።
ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ትግራይን፥ ምስ መሊስካ ምህናፅ ኣል ነጃሺን ልምዓት ኢኒሼቲቭን ብምዃን ኢዩ እቲ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ልዝብ ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ልዝብ ኣካይደን።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ከተማታት ኢትዮጵያን እንግሊዝን ክልቲኣዊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ…