Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣቀባብላ ገይሮምሉ። 26 ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህቡ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ፦

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መበገሲኡን መብፅሒኡን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስዊ ትካላትን ምኽባር ኢዩ! ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ መረፃ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2 (1) መሰረት ንህወሓት ምስክር ወረቐት ምዝገባ ከምዝሃበ ገሊፁ ኣሎ። መንግስቲ ሕገ መንግስታዊ…

ዱቡሻ ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ብሄረሰብ ጋሞ ኣባላት ባህላዊ ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም ዝካየደሉን ሰላም ዝፍፀመሉን ስፍራ “ዱቡሻ” ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ዞባ ጋሞ ገሊፁ። “ዱቡሻ” ሰባን ናብ መገዲ ጥፍኣት ንከይኸዱ፣ ብስርዓትን ባህሊን…

1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተወገነ ከምዝኾነ እቲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽንያት ውሕጅ 16 ሺሕ ወገና ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ክሰፍሩ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዶግዓ ብዝወቕዐ ልዑል ዝናብ ምኽንያት ኣብ ወረዳታት ጎግ፣ ላሬ፣ ጆርን ዋንቱዋ ኣብ ዝርከባ ቀበሌታት ምዕልቕላቕ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ኣመራርሓ ስራሕ  ስግኣት ሓደጋ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ፡፡ ብምኽንያት እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ እውም ልዕሊ 16…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶኻን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ክብ ብምባል ብፍላይ ልውውጥ ንግዲ ብዕፅፊ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ብተወሳኺ ዞባዊ ምትሕብባር ንምጥናኻር…

ኣብ ልዕሊ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 3 ሺሕን 512 ትካላት ንግዲ ተዓሺጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕገዊ ተግባራት ንግዲ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ ነጋዶን ትካላትን ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ሓበራዊ ኮሚቴ ፀረ…

ባንክታት ዘጠራጥሩ ምትዕድዳጋት ኣብ እዋኑ ሪፖርት ብምግባር ገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ግደኦም ክዋፀኡ ኣለዎም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንክታት ዘጠራጥሩ ምትዕድዳጋት ብኣግባቡን ኣብ እዋኑን ሪፖርት ብምግባር ገበናት ፋይናንስ ንምክልኻል ግደኦም ክዋፀኡ ኣለዎም ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ገሊፁ። ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ንምክልኻል ዘኽእል መድረኽ ዘተ ትካላት ኣገልግሎት ፋይናንስ…

ኣብ ክልላት ሰፊሕ ቀረብ ኣባይቲ ንክህሉ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሰፊሕ ቀረብ ኣባይቲ ንክህሉ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዓውዲ ከተማን መሰረተ ልምዓትን  ኣብ 2016 ዓ.ም ዝነበረ ኣፈፃፅማ…

ባንኪ ዳሽንን ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራልን ንግዳያት ሓደጋ ዞባ ጎፋ ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳሽን ባንክን ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራልን ንግዳያት ሓደጋ ዞባ ጎፋ ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሮም። ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዳሽን ኣይተ ጥበብ ሰለሞን፥ እቲ ዞባ ንተጎዳእቲ እግሪ ንምትካል ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ንኢዶም። ባንኮም ነቲ ከይዲ…