Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኬኒያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ልኡኾምን ናብ ኬኒያ፣ ናይሮቢ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መማልኢ ማሕበር ልምዓት(ኣይ ዲ ኤ) ንምርካብ ኢዮም ናብታ ሃገር ተጓዒዞም። እቲ ጉባኤ ደገፍቲን…

ኣብ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ትምህርት ንትውልዲ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ንወለዶ መሰረተ ልምዓታት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ብዝተገበረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምንቅስቓስ ናህሩ ሓሊዩ ክቕፅል ከምዝግባእ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ሓፈሻዊ…

ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ምሽጢ ሃገር ንምብረትታዕን ንፍርያታት ውሽጢ ሃገር ቅድሚት ንመሃብን ብዝተቐመጠ ኣንፈት መሰረት ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣመራርሓን ኣባላትን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…

ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ደሴ ኣብ ፀገም ኮይንካ ዘዕግብ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዘርእዩ ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ደሴ ኣብ ፀገም ኮይንካ ዘዕግብ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዘርእዩ ከምዝኾኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ”ንፁህ ጎደና ናብራ ብጥዕና” ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣመሰጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ 20፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ”ንፁህ ጎደና ናብራ ብጥዕና” ንዝተሳተፉ ኣካላት ኩሎም ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ”ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ህንፀት ዓቕሚን ዘፈር ስራሕን ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ህንፀት ዓቕሚን ዘፈር ስራሕን ትሽዓተ ኣዋርሕ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ። ኣብቲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ…

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ደሴ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ንምዕዛብ ናብ ከተማ ደሴ ኣቲዩ። እቲ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት÷ ዓበይቲ ስራሕቲ ልምዓት ብምዕዛብ ንተወሳኺ ልእታወት…

ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ጠሚተን ምስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃያት ካሚል ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአነ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝርከቡ…

“ንፁህ ጎደና – ናብራ ብጥዕና” ፅባቐ ከተማ ብምውሳኽ ጥዑይ ከባቢ ዝፈጥር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ነበርቲ ብዘሕፍር መልክዑ ኣብ በቢ መገዲ ካብ ምንፃህ፣ ፅባቐ ከተማ ብዝውስኽ መልክዑ ጥዑይ ከባቢ ንምፍጣር ዘኽእል ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ…

#ንፅህቲኢትዮጵያ

ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 20 ሚያዚያ፣ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ጠሚቱ ጎስጓስ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ። ኩሉ ሰብ ይምልከተኒ ኢዩ ብዝብል÷ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ሒሳብ 1000623230248 ንጎስጓስ “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ክፅምበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ…