Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ክልቲአን ሃገራት ታሪኻዊ ርክብ ዝተደረኸ ክልቲኣዊ ርክብና እናማዕበለ ቀፂሉ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ኣብ ታሪኻዊ ርክብ ዝተደረኸ ክልቲኣዊ ርክብና እናማዕበለ ቀፂሉ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ክልቲኣዊ መድረኽ ዘተ ኣሳሊጠን። ነዚ ስዒቡ እቶም ቀዳማይ…

‘MI6’ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ሴክሬት ኢንተለጀንስ ሰርቪስ (MI6) ብሪታኒያ’ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ኩለመዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣገልግሎት ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ልኡኽ ‘ሴክሬት ኢንተለጀንስ ሰርቪስ (MI6)’ ብሪታኒያን…

ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ መሸጣ ሓይሊ ኤሌክትሪክ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 6 ሺሕ 456 ጊጋ ዋት ሰዓት ሓይሊ…

ብሪክስ በዓል ብዙሕ ወገን ስርዓት ዓለም ዘረጋግፅ ትካል ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ በዓል ብዙሕ ወገን ስርዓት ዓለም ዘረጋግፅ ትካል በይነ መንግስታት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን እናተኻደ ኣብ ዝርከብ መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ኣብ ዝገበሩዎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ መሓመድ ዛይድ ኣልናህያን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ጉባኤ ብሪክስ ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ መሓመድ ዛይድ ኣልናህያን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ምስ…

ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ንኸሃድእ ሓገዝ ንምግባር ድልውቲ ኢያ- ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ ዝሃድአሉ ኩነታት ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ንጉሆ ምስ ፕሬዚዳንት ኢራን መስዑድ ፔዥሺካን ኣብ ክልታዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ…

ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉ መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ብዕፁው ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ጉበኣ ብሪክስ እናተጠናኸረ ኣብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንሚዛናዊ ልምዓትን ድሕንነትን ዓለም ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዕፁው ከምዝተኻደ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

ፖሊስ መበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ንመበል 25 ዙር ሓደሽቲ ምልምል ሓይሊ ምስልጣን ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ሰልጠንቲ ካብ መላእ ክልላት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ሓበሬታ ፖሊስ ፌደራል ኣመልኪቱ፡፡ ዓቕሚ ምፍፃምን ተበፃሕነትን  ፖሊስ ፌደራል…

መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ኣብ ሩሲያ ካዛን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 ጉባኤ ብሪክስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉበኤ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ናይ…