Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መናእሰይ ኣብ ምዕምባብን ምስፋሕን ሰላም መተካእታ ዘይብሉ ግደኦም ክፃወቱ ይግባእ-ጀነራል ታደሰ ወረደ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ምዕምባብን ምስፋሕን ሰላም መተካእታ ዘይብሉ ግደኦም ክፃወቱ ይግባእ ክብሉ ምክትል ረእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም።
ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ማእከል ኪነጥበብ ጩራ…
ዲጂታላይዜሽን ምምሕዳር ታክስ ብድሆታት ታክስ ንምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ- ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታላይዜሽን ምምሕዳር ታክስ ብድሆታት ታክስ ንምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ ክብላ ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን።
ሚኒስትር እቶትን ባንኪ ዓለምን ብሓባር ዘሰናደእዎ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ዲጂታል ምምሕዳር ታክስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ…
ህንፀት ፕሮጀክት “ኩል ፖርት ኣዲስ” ኣብዚ ዓመት ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣትክልቲን ፍረምረን መፅንሒን መጓዓዓዚን ዝውዕል ህንፀት ፕሮጀክት "ኩል ፖርት ኣዲስ'' ኣብዚ ዓመት ከምዝጅመር ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ምክትል ፈፃ ስራሕ ወደብን ተርሚናልን ምህረተኣብ ተኹሉ…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉስጢት ፅዋዕ ማንዴላ ኣፍሪካ 6 ሜዳሊያታት ብምእካብ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉስጢት ፅዋዕ ማንዴላ ኣፍሪካ 6 ሜዳሊያታት ብምእካብ ዛዚማ።
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ደርባን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብሱራፌል ኣላዩ፣ ሚሊየን ጨፎን ቤተል ወልዱን ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ።
ቤተልሄም ገዛህኝ፣ ሮማን…
ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ሕዝብታት ኢትዮጵያ ልዕሊ 341 ሚሊየን ፈልሲ ይዳሎ ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ፈልሲ ንናይ ሎሚ ዘበን ልምዓት ሓምለዋይ ኣሰር ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሓላፊ ቁፅፅር ለውጢ ደኒ፣ ሓለዋ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን እቲ ክልል…
ን50 ሺሕ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ናይ ብቕዓት ስልጠና ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ን50 ሺሕ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ናይ ብቕዓት ስልጠና ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
እቲ ስልጠና ፀገም ፅሬት ትምህርቲ ንምፍታሕን ብቕዓት መምህራን ንምድንፋዕን ዝዓለመ እንትኸውን÷ ኣብ ዝተመረፃ ዩኒቨርሲፃትን…
ኣብ ትግራይ ኣብ ህንፀት ሰላምን ስራሕቲ ሰናይ ተበግሶን ዝጠመተ ስልጠና ንምናእሰይ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዪ ከባቢታት ክልል ትግራይ ንዝተውፃእፅኡ 500 መናእሰይ ኣብ ህንፀት ሰላምን ስራሕቲ ሰናይ ተበግሶን ዝጠመተ ስልጠና ኣብ ዪንቨርስቲ መቐለ ይወሃቦም ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ "መንእሰይ ንህንፀት ሰላም ዲሞክራሲን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
6ይ ጉባኤ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲታት ዝፀንሕን መራሕቲ ኣፍሪካ፣ ተወከልቲን ሰብ ሞያን ዝሳተፉሉ ሻድሻይ ጉባኤ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበሩዎ…
ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ርብርብ እናተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ርብርብ እናተገበረ ምዃኑ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ፡፡
ካብ 10 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ምሸት ሰዓት 3 ጀሚሩ ኣብቲ ፓርክ ዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ጎስጓስ ህዝቢ ብምፍጣር…
ጠለባት ሰብኣዊ ሓገዝ ብርእሰ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኸእል ፖሊሲ ተሓንፂፁ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጠለባት ሰብኣዊ ሓገዝ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ንምፍታሕ ዘኸእል ፖሊሲ ተሓንፂፁ ኣብ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር)÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ…