Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሑ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ክትሕት ከምዝገበረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝተበላሸወ መጠን ልቓሕ ካብ ዝነበሮ 57 ሚኢታዊ ናብ 6 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ከውርድ ከምዝኸኣለ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሃንስ ኣያሌው (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቲ ውፅኢት ኣብ ዝሓለፉ ባለፉት 5 ዓመታት ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ሪፎርም…
ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ብብርኪ ሃገር 1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም መዓልቲ ምሽጋር “ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚ ሓዱሽ ብርሃን” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ 1 ጳጉሜን “መዓልቲ ምስጋር" ኣመልኪቱ መልእኽቲ ኣመሓሊፉ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ ንመላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ን1 ጳጕሜን 2016 ዓ.ም፣ መዓልቲ ምሽጋር ብሰላም ኣብፀሐኩም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤይጂንግ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሲሲሲሲ ከተማታት ኢትዮጵያ…
ሰራዊት ምክልኻል ናይ ተስፋሕፋሕቲ ጎስጓስ ኲናት ንምምካት ኣብ ዘኽእል ዝተማልአ ወተሃደራዊ ቁመና ይርከብ-ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ናይ ተስፋሕፋሕቲ ጎስጓስ ኲናት ንምምካት ኣብ ዘኽእል ዝተማልአ ወተሃደራዊ ቁመና ይርከብ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ መበል 47 መስረታ…
ርክብ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ሰፊሕን ፅኑዕን መሰረት ዘለዎ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ሰፊሕን ፅኑዕን መሰረት ዘለዎ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ታዬ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተሳተፉሉን ኣብ ቻይና ዝካየድ ዘሎ…
1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ።
እቲ ዕለት፥ “የመሻገር ጥሪቶች የአዲስ ብርሃን ወረቶች" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ከምዝውዕል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ኣብ…
ቻይና ንኢትዮጵያ ናይ 400 ሚሊየን ዩዋን ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ቃል ኣቲያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንዝዋፈሩ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል ንኢትዮጵያ ናይ 400 ሚሊየን ዩዋን ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ቃል ምእታዋ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ቻይና ብዝምልከት…
መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም።
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ…