Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምንቅስቓስ "መቻል ንኢትዮጵያ"  ንጋንታ ስፖርት መቻል 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ፡፡ እቲ ምንቅስቓስ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 99 ሚኢታዊ ምዕዋት ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኣካቢ ቦርድ ጋንታ ስፖርት መቻል ሰይፈ ጌታሁን (ዶ/ር)÷ ምንቅስቓስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ሎሚ መዓልቲ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓለለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ ምስ ተወከልቲ ፓርቲታት ብምርኻብ ኣብ ሃገራዊ…

ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዓውደ ምርኢት ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ካብ 18 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ዓ.ም ልዕሊ 28 ሃገራት ዝሳተፋሉ ውፅኢታት ቴክኖሎጂ ዝቐርቡሉ ዓውደ ምርኢት ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ትካል ምትሕብባር ደቡብ…

ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ስትራቲጂያዊ ጉዳያት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተዛተዩ ፈልሲ ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። እቲ ተኸላ ፈልሲ "ኢትዮጵያ ክትተክል ኢያ ወለዶ ከፅንዕ ኢዩ" ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት ጣሊያን ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ረሻድ ከማል ኣብ ጣሊያን፣ ሮምን ሚላን ምስ ዝነብሩ ዳያስፖራታትን ኣብ ዓውዲ ህንፀት ምስ ዝተዋፈሩ ኩባንያታት ጣሊያንን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ረሻድ ከማል÷ ምስ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ-ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…

ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብግዕዚይናን ምዝበራ ሃፍቲን ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ፥ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሃብታሙ ኣበበ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ታምራት ታገሰ (ዶ/ር)ን ይርከቡዎም። ፋና…

4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውሕመ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምሌ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)4ይ ቅድመ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝህልዎ ናይ ሓሙሽተ መዓልቲታት ፃንሒት÷ ኣፈፃፅማ ዘላቂ ሸቶታት ልምዓት 2030 ውሕመን ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት ዝተፈረመ ስምምዕነት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ልዕሊ 566 ሺሕ ጉዳያት “ልባት ከምዝረኸቡ እውን ገሊፁ። ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ትልሚ…

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን። ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ…

ዕዉትነት ሃገራዊ ዘተ በየንኦም መለክዒታት ክምዘን ይኽእል?

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምሌ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉትነት ሃገራዊ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ይረአ፡፡ መዛግብቲ ስነ-ምይይጥ ከምዘርእዩዎ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ንምግባር እንትሓስባ ኣብ ፍፃመ እቲ ከይዲ ዝፅበዩዎም ውፅኢታት ይህልዉ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ሃገራዊ ዘተ ዝተሓሰበሉ ዕላማ ምዕዋቱ…