Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

110 ኣባላት ሸኔ ብሰላማዊ መገዲ ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት እናንቀሳቐሱ ዝነበሩ 110 ኣባላት ግብረ ራዕዲ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሳላም ብምቕባል ኢዶም ሂቦም። ምምሕዳር እቲ ዞባ ከምዝሓሮ÷ ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ “ንዓቕመ ደካማታትን ሰብ ውዕለታ ሃርን ነበርቲ ከተማና ኣብ ኩለን…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍ ሰላምን ደሕንነትን ናይምኽባር ስርሑ ብብቕዓት…

እቲ ኮማንድ ፖስት ልኡኽትኡ ብቖራፅነት ብምውፅኡ ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ክኢሉ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ህዝቢ እቲ ክልልን እቲ ኮማንድ ብዝወሰዶ ዝተዋደደ ስጉምቲን ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ከምዝኸኣለ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል በባው ታደሰ ገሊፆም። ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተሓባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን። ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ መዓልቲ…

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፊጥር ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና…

ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሶላት መበል 1445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ብርክት ዝበሉ ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ጎደና ሰማእታት ስነ ስርዓት ሶላት የካይዱ ኣለዉ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር ብዝተለመደ…

ስነ-ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት በተኸተልቲ እቲ እምነት እናተኸበረ ከምዝርከብ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር…