Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
112 ብኮሪደር ልምዓት ዝተልዓሉ ዜጋታት ዕፃ በራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣውፂኦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኣባይቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኮሪደር ልምዓት ተለዓልቲ ንዝኾኑ 112 ነበርቲ ክ/ከተማ ወራዳ 8 ሎሚ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ መንሪ ኣባይቲ ኣካይዱ፡፡
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ቶማስ ደበሌ (ኢ/ር)፥ “ገዛ ንወዲሰብ…
ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።
ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ዕላማን ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪን ነተፖም ተወከልቲ ተናሓናሕቲ ፓርቲ መብርሂ…
ኣብ ቀዳማይ ዙር ፃውዒት ልዕሊ 74 ሺሕ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር መፂኦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ፃውዒት ብምቕባል ኣብ ኣብ ቀዳማይ ዙር ጥራሕ ልዕሊ 74 ሺሕ ኣብ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ከምዝመፅኡ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣካቢ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ብምዃን ዝተሸሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ኢትዮ ቴሌኮም ዑደት ኣካይዶም።
ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ኣብ ዝርከብ ማእኸል…
ኣብ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምክንኻን ምፅጋንን ሓድጊታት ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻደ ዝርከብ ዳግመ ህንፀትን ልምዓት ኮሪደርን ሃፍቲ ሃገርን ሓድጊታትን ናይ ምክንኻን ምፅጋንን ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣበባው ኣያሌው (ሓጋዚ ፕሮፌሰር)…
ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ካብ ቦሌ ካርጎ ክሳብ ኣቃቂ ድልድል እናተሰርሐ ኣብ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ብምዝዛም ንህዝቢ ክፍቲ ክንገብር ኢና” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ “ሎሚ ንጉሆ ካብ ቦሌ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ኣብታ ከተማ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ መግለፂ ሂበን።
ኣብ…
ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ደገፍ 340 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።
እቲ ደገፍ፥ ብሰንኪ ክሌማዊ ለውጢ ንዝተሃሰዩ ኣብ ከባቢታት ቆላ ዝነብሩ ዜጋታት ናብርኦም ንምምሕያሽ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ልዕሊ 3 ሚሊየን ሰባት ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ ኩለ መዳይ ንዝኾነ መፍትሒ ልምዓት መሰረት ንምንባር ብፅንዓት ደው ምባላ ኣረጋጊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ዑደት ምክያዶምን በቲ ዘካየድዎ ዑደት ዝተሰምዖም ታሕጓስን…
ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ የጋንዳ ተሳቲፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ኡጋንዳ ኢንተቤ ዝተኸበረ መርሃ ግብሪ ሽልማት ዝኽሪ ነበር ኣፈ-ጉባኤ ጃኮብ ኦላንያ የጋንዳ ተሳቲፎም።
ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ኣብ መናእሰይ ኣብ ዘድሀበ መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ መናእሰይ…