Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ማይ ከርሰ ምድሪን ገፀ ምድሪን ብግቡእ ንምጥቃም ፈልሲታ ምትካል ይገባል – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማይ ከርሰ ምድሪን ገፀ ምድሪን ብግቡእ ንምሕላውን ምጉሕጓ መሬት ንምክልኻልን ፈልሲታ በቢእዋኑ ምትካል ከምዝግባልእ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)ን ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን…

ሰብ ሃፍቲ ኢራን ኣብ ዓውዲ ምግጥጣም ተሽከርከርቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንኽገብሩ ክሰርሕ ኢየ – ኤምባሲ ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኢራን ኣብ ዓውዲ ምግጥጣም ተሽከርከርቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንኽገብሩ ከምዝሰርሑ ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊ ኣክባር ገሊፆም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ምስቶም…

መንግስቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝጀመሮ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ዘማዕብል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝጀመሮ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ዘማዕብል ከምዝኾነ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ቅድመ ሐዚ መህዳር ፖለቲካ እዛ ሃገር ብዙሓት ፀገማት ዝነበሩዎን ባህሊ ምዝታይ ዘይማዕበለሉን ከምዝነበረ ኣካቢ እቲ…

ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ዓለም ለኸ ፃዕሪታት ውፅኢታዊ ንክኾኑ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ግደኣ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ተገሊፁ። ሚኒስቴር ፕላንን ልማትን ምስ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ዕብየት፣ ሚኒስቴር ግብርናን…

ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፎረም ግብርናን ኢንቨስትመንትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 8 ክሳብ 9 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። እቲ ፎረም ፍሪያትን ኣገልግሎትን ኢሉእውን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ኣብ ምፍላጥ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።…

ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ዓለም ለኸ ጉጅለ ወሃብቲ ክረምታዊ ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ኣቀባብላ ገይሮምሉ። 26 ናፃ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህቡ…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ብዝምልከት ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ፦

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መበገሲኡን መብፅሒኡን ሕገ-መንግስቲን ሕገ-መንግስዊ ትካላትን ምኽባር ኢዩ! ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተመሓየሸ ኣዋጅ መረፃ ቁፅሪ 1332/2016 ዓንቀፅ 2 (1) መሰረት ንህወሓት ምስክር ወረቐት ምዝገባ ከምዝሃበ ገሊፁ ኣሎ። መንግስቲ ሕገ መንግስታዊ…

ዱቡሻ ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ብሄረሰብ ጋሞ ኣባላት ባህላዊ ስነ ስርዓት ዕርቀ ሰላም ዝካየደሉን ሰላም ዝፍፀመሉን ስፍራ “ዱቡሻ” ሓድጊ ዓለም ብምዃን ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ይስራሕ ከምዘሎ ዞባ ጋሞ ገሊፁ። “ዱቡሻ” ሰባን ናብ መገዲ ጥፍኣት ንከይኸዱ፣ ብስርዓትን ባህሊን…

1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 209 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተወገነ ከምዝኾነ እቲ…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ብምኽንያት ውሕጅ 16 ሺሕ ወገና ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ክሰፍሩ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ዶግዓ ብዝወቕዐ ልዑል ዝናብ ምኽንያት ኣብ ወረዳታት ጎግ፣ ላሬ፣ ጆርን ዋንቱዋ ኣብ ዝርከባ ቀበሌታት ምዕልቕላቕ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ኣመራርሓ ስራሕ  ስግኣት ሓደጋ ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ፡፡ ብምኽንያት እቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ እውም ልዕሊ 16…