Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ኢትዮጵያውያን ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነት ፈጢሩ ኢዩ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነትን ተበግሶን ከምዝፈጠረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካን ዋና ተደራዳሪ እቲ ግድብን ስለሺ በቀለ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።…
ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጄን ቻርልስ ካራምባን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ ጉዳያትን ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ዝስርሑሎም ጉዳያት ብዝበለፀ…
ተወዳደርቲ ናይ ብሉፃት ብሉፃት ፋና ላምሮት ፅባሕ ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳደርቲ ናይ ብሉፃት ብሉፃት መበል ራብዓይ ዙር ፋና ላምሮት ፅባሕ ናብ መዛዘሚ ንምሕላፍ ብርቱዕ ንሕንሕ ክገብሩ ኢዮም
ኣብ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ፥ ትዕግስት ኣስማረ፣ ሄኖክ ብርሃኑ፣ ባምላክ ቢያድግልኝ፣ ሃብታሙ ይሄነውን በረከት ደመወዝን ክሳተፉ…
ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንልኡኽ ዓቃቢ ሰላም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብ ደቡብ ሱዳን ንዝዋፈሩ ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስ ኢትዮጵያ ስነ ስርዓት ምፍናው ተገይሩ።
ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሰራዊት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብስነምግባሩን ወተሃደራዊ…
ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ።
እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ጀሚሩ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ሰሙን እናካየደ ፀኒሑ።
ትልሚ 2025 ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን…
ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ "ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይንቃሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኻይዱ።
እቲ ጎስጓስ ብዕሊ ዘጀመሩ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከምዝበሉዎ÷ ንድኽነት ምስዓር ዝከኣል ምስ ተፈጥሮ ምትዕራቕ…
ብሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ወረዳ ኣርባንጭ ጣቢያ ቆላ ሼሌ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ብሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ዞባ ጋሞ ገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ኣስታት ሰዓት 2፡00 ከምዘጋጠመ ዝገለፁ ኣዛዚ ፖሊስ እቲ ዞባ ኢንስፔክተር ደበበ…
ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሰባት ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ምስቅስቓስ ሰባት ስዒቡ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ሕማም ክህሊ ከምዝኽእል ተሓቢሩ።…
ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ “ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ፍቃዱ ተሰማ፣…
ኣብ መላእ ሃገር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 9 ን 46 ደቒቓን ካብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኡን ወፃእ ኣብ መላእ ሃገር ሙሉእ ንሙሉእ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኣብ ሲስተም ብመሰረት ዘጋጠመ ፀገም እቲ ሓይሊ ከምዝተቛረፀ ብምግላፅ፥…