Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራ ብምሕካም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራን ካልኦት ዝተዋደዱ ስራሕቲ ብምሕካም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፁ፡፡
ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራ ብምሕካም መፍረያይነት ንምዕባይ ተሓሳቢ ዝገበረ ስነ-ስርዓት መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ጥዕና…
ሌሴቶ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሌሴቶ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ድሌት ከምዘለዎ ኣምባሳደር ሌሴቶ ኣብ ኢትዮጵያ ንቺዩዋ ሴኬቴ ገሊፆም፡፡
ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ንቺዩዋ ሴኬቴ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብሓባር ምስራሕ ኣብ…
ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ንኣመራርሓ ፖሊስ ትግራይ ስልጠና ይህብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ንኣመራርሓ ፖሊስ ክልል ትግራይ ስልጠና ኣብ መቐለ ይህብ ኣሎ።
እቲ ስልጠና፥ “ ግደ ኣመራርሓ ኣብ ውፅኢታዊ ኣገልግሎት ፖሊስ” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ኣትሒዙ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ካብ ዝጀመርናሉ እዋን ኣትሒዙ ከም ሃገር ወሳኒ ስጉሚታት ተጓዒዝና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ናብ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓማውቲ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ናብ ህዝቢ የመሓይሹ ከምዘለዉ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ገሊፆም።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ቅድሚ ለውጢ ኣብ ዓውዲታት ግብርናን ኢንዱስትሪን…
ኣዘዝትን ስታፍ ኮሌጅን ልኡኽ ታኒዛኒያ ኣብ ስታፍ ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝትን ስታፍ ኮሌጅን ልኡኽ ታኒዛኒያ ኣብ ስታፍ ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ትምህርታዊ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቲ ልኡኽ፥ ካብ 12 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ወተሃደራዊ መኮንነናትን ኣመራርሓ ስታፍ ኮሌጅን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ምክትል ኣዛዚ…
ኩባንያ ዌንዡ ኒክሲን ትሬዲንግ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ናይ ምፍራይ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘለዎ ኩባንያ ቻይና ዌንዡ ኒክሲን ትሬዲንግ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ናይ ምፍራይ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ዋና ፈፃ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣመራርሓ እቲ ኩባንያ ኣብ ዝገበሩዎ…
ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡
ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ሓገዝ ድማ ብብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ምምሕያሽን እታወታት ትምህርቲ ናይ ምምላእ ስራሕን እናተወገነ ከምዝኾነ…
ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 148 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማታት ዓለም ይሳተፍ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ፥ “ዲፕሎማሲ ፓርላማ፣ ሰላምን ምርድዳእን ድልድል ምህናፅ” ዝብል መሪሕ…
ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውሮፓ ንጨረታ ዝቐርቡ ቅርስታት ኢትዮጵያ ንምምላስ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ኮሚቴ ምምላስ ገሊፁ።
ኣባል እቲ ኮሚቴ ኣሉላ ፓንክረስት (ዶ/ር)፥ ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ጥራሕ ኣብ 27 ሙዚየማት ቅርስታት ኢትዮጵያ ከምዘለዉ ሓቢሮም።
ብመሰረት…