Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ዘለዎ ግደ ክብ ዘብል ኢዩ- ኣይተ ኣህመድ ሽዴ
አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 3፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ዘለዎ ግደ ክብ ዘብል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ ምእካብ ግብሪ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
መንግስቲ ዝእክቦ ዘሎ ግብሪ ምስ ሓፈሻዊ ፍሪያት…
ኢትዮጵያ ስደተኛታት ዘለዉሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምቕባል ጥራሕ ዘይኮነ ዝነብሩሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር እውን ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣ ኣምባሳደራት…
መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶት ከምዝኾነ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶትን ዝኾነ ይኾን መበገሲ መሰረት ዘይብሉን ከምዝኾነ ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ስኬል መሃያ…
ምውፋራት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ሃገራዊ ሰላምን ምርግጋእን ንኸዓስል ልዑል ግደ ነይሩዎም – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 2፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ብምዕዛብ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪታት ዝጠመተ መምርሒ ስራሕ ሂቦም፡፡
እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ዘጋጠሙ ምንጋዕ…
መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ፋና መፃረዪ ኣረጋጊፁ።
ተወሳኺ በጀት ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይኹን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘይፀደቐሉ ኩነታት፤ መሰል ናይ ሕሶት…
ብሄራዊ ባንኪ መመልከቲ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት ምቕባል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናይ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት መመልከቲ ፍቓድ ስራሕ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ካበ 22 ሓምለ 2016 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ብዝወዓለ መምርሒ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ…
ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ እያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኩነታት ዝናብ እዚ ዓመት ኣብ ኣብዝሓ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሽልማት ተበርኪቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን “ሽልማት ናይ ህይወት ዘበን እቶም ፕሬዚዳንት” ተበርኪቱሉ።
እቲ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ክፍሊታት ማሕበረሰብ ንዝተውሃቦ ዕዙዝ ኣገልግሎት ዝተበርከ ከምዝኾነ…
ፖሊሲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ተግባራዊ ንምግባር ዓውዲ ውልቀ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊሲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ተግባራዊ ንምግባር ዓውዲ ውልቀ ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጡ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ዓውዲ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ከብ ንምባል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝተወረሰ 800 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ንማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸማቶ ተኸፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፍለ ከተማ ጉለሌ ካብ ዘይሕጋዊያን ነጋዶ ዝተወረሰ 800 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ን10 ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸማቶ ተኸፋፊሉ።
ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ኣብታ ከተማ ሒደት ነጋዶ ኣብ ልዕሊ መሰረታዊ ሃለቕቲ ናውቲታት ዘይሕጋዊ…