Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ክልላት እናካየዱዎ ዝፀንሑ ዑደት ግብረ መልሲ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብተኻታታሊ መዓልቲታት እናተኻዱ ዝፀንሑ ዑደታት ተዛዚሞም፡፡
ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልቲታት ኣብ ሰለስተ ማእኸላት ክል፤ ኣምሓራ ዘካየዶ ዕላዊ ዑደት ኣመልኪቱ ኣብ…
ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ…
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ “ማእኸል ሜዲሲን ኒውክለር” ተኸፊቱ።
እቲ ማእኸል፥ ብፓዮኒር ዲያግኖስቲክስ ማእኸልን “ረዳት ሄልዝ ኬር” ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውቀ ማሕበርን ብዝተብሃሉ ትካላት ኢዩ ተጀሚሩ ተባሂሉ።
እቲ ማእኸል ነቲ ኣገልግሎት ዘውፅኦ…
ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ስራሕ ዝጥቀምሉ ሓዱሽ “ዩኒፎርም” ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ዩኒፎርም ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባ ስቪልን ኣገልግሎት ነበርትን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሪፎርም ዝሰልጠነ፣ ዘበናዊን ስነ ምግባር ዘለዎን ስቪል…
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዘፈልፈሎም ሓበሬታታት ንምውፋር ኣካላት ፀፅታ ምቹው ኩነታት ብምፍጣር ፀፅታ እታ ሃገር ንኽመሓየሽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከቱ ተገሊፁ።
እቲ ግልጋሎት ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016…
ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ የድሊ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ሱዳናውያን ብበዓልዋናነት ዝሳተፉሉ ኣፊሪካ ዝመርሖ ንኹሉ ዝሓቁፍን መካተቲን ዘተ ከምዘድሊ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።
ሚኒስትሩ በአፍሪካ ሕብረት ማዕቀፍ በሰላም እና ደህንነት ምክር ቤት…
ኢትዮጵያ ብብርኪ ኣህጉር ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብሄራዊን ብብርኪ ኣህጉርን ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ማይ ንኽረጋገፅ ግደኣ እናተዋፀአት ምዃና ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ማይ "ውሃ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ ትካላትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…
ከይዲ ህንፀት ‘ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ’ እናተቀላጠፈ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብመርሃ ግብሪ ገበታ ንትውልዲ እናተሃነፀ ዝርከብ 'ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ' ከይዲ ህንፀቱ እናተቐላፀፈ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ተዛሪበን።
ንኢሌ ፓልም ስፕሪንግ ሎጅ ብፕሮጀክት ገበታ ንትውልዲ ኣብቲ ክልል…
ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ተመልኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)7 መጋቢት 2016 ዓ.ም ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም መጥቃዕቲ ሳይበር ከምዘይኮነ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ምስቲ ጉዳይ ተተሓሒዙ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…