Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንበፃቲ ክፍቲ ዝኸውን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ዝግበረሉ ዝርዝር ዋጋ ዕላዊ ኮይኑ።
ምስለ ቅርፂ ጀጋኑን ነቲ ዓወት ዘዘኻኽሩን ናውቲታት ኣብቲ ዝኽሪ ንበፃሕቲ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም።
ኣማራፂታት ክፍሊት÷ ብቴሌ ብር፣ ብባንኪ ንግዲ…
ልዕሊ 9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 9 ሚሊየን 209 ሺሕን 631 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብመሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣቢሉ ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ።
ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ዝተዓደገ መዳበሪያ 9 ሚሊየን 835…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ዘቲዮም
አዲስ አበባ፣ መጋቢት 6፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ፈትሒን ጉዳያት ሕገ መንግስታዊን ሪፐብሊክ ኡጋንዳ ኖርበርት ማኦ ዘቲዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኖርበርት ማኦ ካብ ፕሬዚዳንት ካጉታ…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ትካላት ፀፅታ ኣባላት ማሕበር ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ንኽኾና ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ÷ ብፅሒት ኣክሲዮን ማይክሮ ፋይናንስ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ…
ንትካል ምርምርን መፅናዕቲን ኢትዮጵያ ታሪኻዊን ባህላዊን ሓድጊታት ተበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከብ ንትካል ምርምርን መፅናዕቲን ኢትዮጵያ ናይ ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ደብዳቤታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ታሪኻዊ፣ ባህላዊን ሓድጊታትን መዛግብቲን ተበርኪቱ።
እቶም ሓድጊታትን መዛግብቲን ዘበርከቱ ኣብ ውሽጢ ሃገር ወፃኢን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ናይ 6 ሃገራት ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሾሙ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ደብዳበ ሽመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን።
ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘቕረቡ÷ ሓደሽቲ ተሸወምቲ ኣምባሳደራት ሃገራት ማሊ፣…
ርክብ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ኣብ ክልተኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም…
ምስ ምኽባር ወሰንን ክፍሊት ካሕሳን ንዝለዓሉ ፀገማት ዘላቒ መፍትሒ ንምሃብ ዘኽእል መመሓየሺ ማዕቐፍ ሕጊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፤ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ስራሕቲ ህንፀት ተዛሚዱ ምኽባር ወሰንን ክፍሊት ካሕሳን ንዝለዓሉ ፀገማት ዘላቒ መፍትሒ ንምሃብ ዘኽእል መመሓየሺ ማዕቐፍ ሕጊ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ(ኢንጂነር)፥…
ኣባላት ካውንስል አብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ካውንስል አብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።
ፕሬዚዳንት ካውንሲል መካነ ኢየሱስ ቤተክርስቲያን ወንጌላውያን ኢትዮጵያን ኣባል ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ካውንስልን ቄስ…
ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዩንቨርስቲ ጂማ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም፥ “ላዕዕዎት ትካላት ትምህርቲ ንልዑል ዕላማ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ላዕለዎት ኣመራርሓ እተን ትካላት ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ…