Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክብሪታት ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዘፋልጥ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሞቕቲ ታሪኻዊ፣ ባህላዊን ተፈጥሮኣዊን ክብሪታት ኢትዮጵያ ንኣሜሪካውያን በፃሕቲ ዘፋልጥ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ።
ዕላማኡ ድማ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዘለዋ መስሕብ ኣብ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ዜጋታት ወፃኢ ምፍላጥን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ንኽገብሪን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሳልሳይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ከምዘሳልጥ ተገሊፁ።
ኣብቲ ካብ ንጎሆ ሰዓት 3 ጀሚሩ ዝሳለጥ ጉባኤ፥ ሹመት ሕፁያት ዳያኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል፣ ረቂቕ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት…
ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ናሽናል ለሚ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ ናሽናል ለሚ ዑደት ኣካይዶም።
ኣብቲ ዑደት፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…
ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኤሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ዘቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ምስ ተወካሊ ቤት ምኽሪ ካሊፎሪኒያ ቴድ ሊዩን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ኩነታት ፀፅታ፣ ሰላም፣ ሰብኣዊ ደገፍ፣ ኩነታት ኣገዋ ዝጠመተ…
ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ፡፡
ዋና ፈፃ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክልሉ ታደሰ÷ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ተዛቲዮም፡፡…
ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ፣ ኣብ ምጥያሽ ቤት ምኽሪ ስትራቴጂ ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ዋና ኣፈ ጉባኤ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሑ ይግባእ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ቅድሚት ብመሃብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ መንግስቲን ውልቀን ዝተውፃእፅኡ ጋዜጠኛታት ንኣርባዕተ መዓልቲታት…
ወርሒ ረመዳን ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ መእተዊት ወርሒ ረመዳን ረመዳን ብምርኣያ መበል 1445 ወርሒ ረመዳብ ፅባሕ ከምዝጅምር ተገሊፁ፡፡
ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕስሳብን ንኣላህ ብምልማንን ምሕላፍ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ሸይኽ ሓጂ…
ስርዓት ዲጂታላይዜሽን ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ግልጋሎት ንመሃብ ዘኽእል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ዲጂታላይዜሽን ንተገልገልቲ ፍትሓዊን ቅልጡፍን ግልጋሎት ንመሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ ውሱን ሃፍቲ እታ ከተማ ዝኾነ መሬትን ብዘበናዊን ፍትሓዊን…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር እናርአየቶ ትርከብ ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን ተጠናኺ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር እናርአየቶ ትርከብ ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን ተጠናኺ ከምዝቕፅል ተገሊፁ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር ዕዙዝ ውፅኢትን ዝላን እናርአየት…