Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ስትራቴጂክ ትልሙ ሓሙሽተ ዓመት ኣፋሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሙ ኣፋሊጡ።
ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበልኡ፥ እቲ ትልሚ ምስ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት፣ ማእኸል ደገፍ ምርጫ ኣውሮፓን ዓለም ለኸ ፋውንዴሽን ስርዓት ምርጫ…
ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ ባጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ።…
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ምዕራፍ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ ጠመተ ዝወሃበሎም ዓበይቲ ዛዕባታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ምዕራፍ ዘተ ኣጀንዳ ከምዝኣከበ ይፍለጥ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ቀፃሊ እውን እዚ ከይዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ከይዲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…
ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ናይጄሪያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ፌዴራል ሪፐብሊክ ናይጄሪያ “ምሕላው ዓውዲ መዓድን ንዝተጠናኸረ ብሄራዊ ድሕነነት” ብዝብል ርእሲ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ።
ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ ልውውጥ ልምዲ÷ ኢትዮጵያ ብዙሕ…
ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ይርከብ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።
ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓለዋ እቲ ክፍለ ጦር…
ክሳብ ሐዚ 620 ኣገልግሎታት መንግስቲ ናብ ዲጂታል ስርዓት ኣትዮም-ዶ/ር በለጠ ሞላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሀንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ንምስላጥ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ 620 ኣገልግሎታት መንግስቲ ናብ ዲጂታል ስርዓት ኣትዮም ከብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶ/ር በለጠ ሞላ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…
2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ንዋገኦም ፍሪያታት ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፊ 10 ኣዋርሕ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ንዋገኦም ፍሪያታት ብፍሪያታት ውሽጢ ዓዲ ምትካእ ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም።
ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት 2016 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ…
ካብ ተሓጋዛይነት ብምልቓቕ ሓደጋ ንምፅዋር ዘኽእል ጥንኩር ሃገራዊ ቁመና ንምፍጣር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ብዓርሰ ዓቕሚ ሓደጋ ንምፅዋር ዘኽእል ጥንኩር ሃገራዊ ቁመና ንምፍጣር እናተሰርሐ ምዃኑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም።
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ…
ኣብዚ በጀት ዓመት ቀረብ እታወት ሕርሻን ሽፋን ዘርኢን ልዑል ለውጢ ዝተመዘገበሉ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ በጀት ዓመት ቀረብ እታወት ሕርሻን ሽፋን ዘርኢን ልዑል ለውጢ ዝተመዘገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ገምጋም ኣፈፃፀማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…
እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ትግበራ ስግግር ፍትሒ ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ፃዕሪታት ስግግር ፍትሒን ሃገራዊ ዘተን ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣሊሰን ብላክበርን…