Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ተዋሂቡዎም ኣሎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ዝተውሃዎም ጉዳያት ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ሚኒስቴርን ፍትሒ ኣመልኪቶም መብርሂ ዝሃቡ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ድሕንነቱ ንዝተሓለወ ፅባሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓይሊ ፖሊስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ።
ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተመርሐ ልኡኽ ከም…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማይ÷ ኣብ ክለተኣዊ ርክብን ኩለመዳይ ጉዳያትን ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ዘለዉዋ ሃፍቲታት ቱሪዝም እናፋለጠት ትርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ሃፍቲታት ቱሪዝማ እናፋለጠት ትርከብ።
ካኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ እቲ ኤግዚቢሽን÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ጉዕዞን…
ላዕለዋይ ወታደራዊ ጉጅለ ልኡኽ ዛምቢያ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ ሜጄር ጀኔራል ጂኦፍር ቾንጎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሓፈሻዊ ትምህቲን ምንቅስቓስ መሰረተ ልምዓትን ዝዳህሰሰ ዑደት ገይሩ።
እቲ ዑደት ኣብ ክልቲኦም ክልቲኦም ኣሕዋት ህዝቢታት ዘሎ ኩለመዳይ…
ብስቓይ ህዝቢ ዝስራሕ ዝኾነ ይኹን ስራሕ ፖለቲካ ውፅኢቱ ምንም ከምዝኾነ ምርዳእ ይግባእ – ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስቓይ ህዝቢ ዝስራሕ ዝኾነ ይኹን ስራሕ ፖለቲካ ውፅኢቱ ምንም ከምዝኾነ ምርዳእ ይግባእ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ።
እቲ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕዚ ድማ እቲ ክልል ናብ ፀልማት ንምእታው ሓሲቡ እናሰርሐ ከምዝኾነ እውን ኣፍሊጡ፡፡
ኮሚሽን…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ማውን በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር በረራኡ 3 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝጅምር ዝሓበረ እንትኸውን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ናብታ ከተማ በረራ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡
እቲ መገዲ ኣየር በረራ…
56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)56 ናይ ይግበአኒ መዛግብቲ ጥርዓን ናብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ከምዝቐርቡ ምክትል ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትርጉም ሕገ መንግስቲን ክትትል ኣፈፃፅማ ውሳነን እቲ ቤት ምኽሪ ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ…
ክሳብ ሕዚ ንግድብ ህዳሰ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ከምዝተኣበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል 18 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣበ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ ግድብ ህዳሰ ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤት ፅሕፈት ፍቅርተ ታምር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ “ዓብዪ…
ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ትካል ህንፀት ትልሚና ዕዉትነቱ ዝረጋገፅ ብወሳኒ ተሳትፎ ጥንኩራት ደቂ ኣንስትዮ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም፡፡
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ "ተጋድሎ ደቂ ኣንስትዮ ንሰላምን ፍትሒን"…