Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንክሌማዊ ለውጢ ኣብ ዘይብዳህ ልምዓት ቡን ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክሌማዊ ለውጢ ኣብ ዘይብዳህ ልምዓት ቡን ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ኦፊሰር ፕሮጀክት ፋይናስ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ውሕመ ዳፊና ዲሎቫ ኣብ ልምዓት ዘይብዳህ…
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸን ስፔን ዲዬጎ ማርቲኔዝ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡…
ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናትን ስድረኦምን ኣድላዪ ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ።
ካብ መንግስቲ ብተወሳኺ ናይ ሕብረተሰብ ናይ ምድግጋፍ ባህሊ ተጠናኺሩ…
መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመዝገቢ ኮሪደራት ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ነዚ ጠነግ https://www.ethiocoders.et/ ብምጥዋቕ ምምዝጋብ ከምዝከኣል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘሎ ፕሮጀክት ፅሩይ መስተ ማይ ዝውዕል መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ይዝርጋሕ ከምዘሎ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ልዑል ፅርየት ብዘለዎም እታዎታት ዝፍፀም ብምዃኑ ቅድመ ሐዚ ዝርአ ዝነበረ…
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም።
በቲ ሓደጋ ጉድኣት…
ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖ ዓምዩቕ ሓዘን ይገልፅ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፁ።
ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ወገናት ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ኣብ ምክልኻል ሃገር ብቑዕ ኣመራርሓ ንምፍጣር ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ይስራሕ ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብቑዕ ኣመራርሓ ንምፍጣር ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ኣብ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጣቢያ ኬንቾ ሳቻ ጎዝዲ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ስዒቡ ብዘጋጠመ ምጥፋእ ህይወት ሰባት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዝበፅሖም…