Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ኣብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ ሶቺ እናተኻየደ ኣብ ዝከብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ኢትዮጵያውያን ይሳተፉ ኣለዉ ይርከቡ። ኣብቲ ፌስቲቫል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 20 ሺሕ መናእሰይ እናተሳተፉ ይርከቡ። ኣብቲ ፌስቲቫል…

ካብ ባህር ዳር – ጋሸና – ኣላማጣ ዝተዘርገሐ መስመር ብምብጣሱ ሓይሊ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ባህር ዳር - ደብረታቦር - ንፋስ መውጫ - ጋሸና - ኣላማጣ ኣብ ዝተዘርገሐ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ላዕለዋይ መመሓላለፊ ሓይሊ መስመር ብምብጣሱ ኣብቶም ከባቢታት ሓይሊ ተቛሪፁ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዳይሬክትር መምርሒ ሰሜን ምዕራብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ዓ.ም ምግምጋም ጀሚሩ። እቲ ገምጋም ኣርባዕቲኦም ምሕደራዊን ፍትሒን፣ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ ዓውዲታትን ብዝምልከት ኣብ…

ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ድሕንነት ሳይበርን ዲጂታል ስግግርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ድሕንነትን ሉኣላዊንትን ሳይበር ኢትዮጵያ ንምሕላውን ሃገራዊ ስነ ምህዳር ሳይበር ኣብ ምጥንኻርን ብስፍሓት ንምዝታይ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ንክለተ…

ዓወት ካራማራ ሉኣላዊነት ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ካራማራ ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያውያን ካብ ዓወት ዓድዋ ጀሚሩ በቢዘበናቱ ኣብ ክብሪን ሉኣላዊነትን ሃገሮም ዘይደራደሩ ከምዝኾኑ…

ኣብ ክረምቲ እዚ ዓመት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዋን ክረምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ተሓሲቡ ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምዕዋት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተወገነ ከምዝኆነ…

ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሐመድ ሳሌም ኣልረሺድ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ኢትዮጵያ ምስ መሓዛ…

ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መኣዲ ንሃገር ፕሮጀክት ዝለምዕ ወሓዚ ሩባ ሎጎ ንምልማዕ ዝግበር ቅድመ ምድላው ተዛዚሙ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ቅድመ ምድላው እቲ ፕሮጀክት ተዓዚቦም።…

ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል 45 ዓመት ክብረ በዓል መሪሕ ፓርቲ ጂቡቲ ይሳተፍ ኣሎ። ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣራት ኪሎ ከባቢ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዳግማዊ ሚኒሊክ ዝርከብ ድልድል መሻገሪ እግረኛታት ጉድኣት በፂሑዎ። ነቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ስዒቡ፥ ካብ ኣምስት ኪሎ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ካብ ኣራት ኪሎ ናብ ኣምስት ኪሎ ዝወስድ መገዲ ከምዝተዓፀወ…