Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ወፍሪ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ከምዘካየድ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕክምና መጥባሕቲ ምስ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣልባሳር ፋውንዴሽን ዝተብሃለ ትካልን ብምትሕብባር ከምዝካየድ…
ስብራት ዓውዲ ሕርሻና ንምፅጋን ዝጀመርናዮ ጉዕዞ ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወሓዚ ሩባ ዋቢ ሸበሌ ብምጥቃም ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸበሌ ወረዳ ቤርዓኖ ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ምክትል ቀ/ሚ ተመስገን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ልምዓትን ሰላምን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሳለጡ ህዝባዊ ዘተታት ደልየት ህዝቢ…
ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዑደተኛታት ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዓወት ዓድዋ ዝኽሪ ኩላትና ኢዩ፤ ናብቲ ሙዚየም…
ኣብ ትግራይ ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ን20 መዓልቲ ዝፀንሕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
እቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ተጀሚሩ ዘሎ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን፥ “ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንዘላቒ ቁጠባዊ ውሕስናና!”…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጉዴ ዝተሃነፀ ሓዱሽ መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሮም።
እቲ ሓዱሽ ተርሚናል መተኣናገዲ ተጓዓዝቲን መዕርፎ ነፈርቲን ፍትሓዊ ተበፃሕነት ልምዓት…
ንገበን ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 5 ሺሕን 426 ፍረ ጥይት ክላሽንኮቭ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንገበን ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 5 ሺሕን 426 ፍረ ጥይት ክላሽንኮቭ ኣብ ወልዲያ ብዝተገበረ ተፍቲሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ካብ ግብረ ራዕዲታት ልኡኽ ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም…
ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ብዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ሃገርን ኣህጉርን ተሳጊሩ ኣብ ዓለም ዝተጋውሐ ዘኹዕ ዓወትና ይኹን እምበር እዚ ኣብ ሓደ ቦታ ብግቡእ ዝገልፅ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ገሊፆም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም፡፡
ኣብቲ ስነ…
ብዘይ ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ተሰሪሑ – ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ሰሪሕና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…